አከይ፡ ውርስ፡ አውረሳውና። by Mussie Bekit

አከይ፡ ውርስ፡ አውረሳውና። እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። 4/21/2020 አውሩሱና፡ እንዳይ፡ እንብሎም፡ እንዳይ፡ ንትጋመ፡ ምስሎም፡ አንሳት፡ ምን ፡ገብእ፡ ዎ፡ ተብዐቶም፡፡ አውረሳውና፡ ከገሰው፡ እግል፡ ሐቴ፡ ፍሬተት፡ ሀርወን፡ እት፡ ልብሎ፡ ዎዐጀው፡ ለልትባላዕ፡ ብዕድ፡ ፍሬ፡ ሚዶል፡ ሐግለው፡ እግል፡ ረቢ፡ ኢተኣዘዘው፡ እት፡ ለኣምሮ፡ አትዋየነው፡ ከላ፡ እኩይ፡ ፍዕል፡ ሼጣን፡ ሐረው። አቡና፡ ኣብ፡ ቃኤል፡ ሞት፡ ክም፡ መይት፡ ሚዶል፡ […]

Continue reading

ረቢ ኣርኤኒ ኣዳም ምን ሕድ ሀርብ By Gherezgher Bekit

ረቢ ኣርኤኒ ኣዳም ምን ሕድ ሀርብ By Gherezgher Bekit 04/17/2020 ክምላ ተአሙሮ፡ እት እሊ ለሀለና እቱ ወክድ፡ እብ ሰበብ ኮሮና ቫይረስ፡ መብዝሑ ኣዳም ዲብ ቤቱ ድቡእ ሀላ።  ክላወቅት እግል ልትናፋዕ እቡ፡ ገለሁ አክትበት ቀርእ ዎ ገለሁ ክል ጅንስ በሀለት ኢከራ ሕላይ መስል ከትብ ትርኤ። ገለሁማ እግል ላቫይረስ እብ እንግሊዘኛ እንዶ […]

Continue reading

ዱመይ ሓዚለ። By Mussie Bekit

ዱመይ ሓዚለ። ብሙሴ በኪት። ቅድሚ ኣብቲ ግጥመይ ምእታወይ ክብሎ ዝደሊ ኣሎ። በዚ ሕጂ ዘሎ ኩነታት ኣብ ገዛ ኣብ ውሽባ ዘለና ሰለስተ ኢና። ኣነን፥ ከልበይን፥ ዱመይን። ስለዚ እቲ ጭራሕ ምራሕ ኣብዚ ገዛ ዘሎ ብግጥሚ መልክዕ ክገልጾ ይፈቱ። ዱመይ ሓዚለ እና ጠሓንኩ ዕፉን ኣንጭዋታት ይስዕሳዓ ኣብቲ ቤለፎን ዱመይ ኣጽቅጥ ተጐላቢባ ሽፎን ይጸርፋኣ […]

Continue reading

ማስክ (Mask) By Mussie Bekit

ማስክ (Mask) ብሙሴ በኪት። Aprill 11, 2020 ሓድሽ ዘመናዊ “ክዳና” “ማስክ “ዝበሃል ተኸዲና ኣፍና ዓቢስና ኣፍንጫና ቀቒርና ብምልክት ኾይኑ ዘረባና የዕንትና ኣሰንቢድና መልክዕ የብሉን ብዘይ ኣስናና መልክዕ የብሉን ብዘይ ከንፈርና ፍሽኽታና ሓቢኢና ኾርዩ ‘ሎ ምዕጒርትና ከም *ነብሪ “ባሕታውያን” ከይና ነንሕድሕድና ተራሓሒቅና 6 ፊት ኾይኑ ደረትና “ደረት** ባርያ”ኣይትሕለፍ እንተበሃሃልና ዓመታት 1888-1892 […]

Continue reading

ህጅክ፡ ምስል፡ ሓጋይ፥ ከረም፥ ዎቃይም By Mussie Bekit

ህጅክ፡ ምስል፡ ሓጋይ፥ ከረም፥ ዎቃይም። እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። 04/07/2020  ሓጋይ፡ ሚ፡ ተስእለኒ፡ እብካ፡ እግል፡ ኣንብት በዐል፡ ገጽ፡ እንታ፡ ኢኮን፡ ግሱይ፡ እት፡ ክብት። ወድ፡ ረያም፡ ኣምዕሉ፡ ወድ፡ “ሕፍንት” “ዐቤ፡ ኣናቱ፡ ሓጋይ ግዬም፡ ሰኬ፡ ምንዬ፡ ከአፈግር፡ ጸሐይ፡ ንዋይ፡ ቀላቅል፡ ሰብክ፡ እት፡ ማርሖ፡ “ብጋይ” ኣዳም፡ እክል፡ ለተርብ፡ እንዶ፡ ኣዝባ፡ ንዋይ አጀኒት፡ ሓሮ፡ ነስኦ፡ […]

Continue reading

በዐል ፡ ምዕል ፡ ዐባይና፡ ገዚረት By Mussie Bekit

በዐል ፡ ምዕል ፡ ዐባይና፡ ገዚረት። እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። 04/06/2020 ፍድብ፡ ዎ፡ ሐጣር፡ እግል፡ ተዐብት፡ ሌጣ፡ ቅጡም፡ ኢኮን። ንግስትታት፡ ኣዋልድ፡ ኣንስ፡ ምን፡ ተብዐት፡ ዎ፡ ኬን፡ ናይ፡ ፍርስነት፡ ታሪክ፡ እንደ፡ ኣትራባያ፡ ላሓልፋያ፡ ብዝሓት፡ ተን። ንግስትታት፡ ሌጣ፡ እንደይ፡ ገብኣ፡ ብዕዳት፡ ኣዋልድ፡ ኣንስ፡ ዲብ፡ ሕራበት፡ ምን፡ ገብእ፡ ዎ፡ ወራር፡ ዐድ፡ ቃጻፍ፡ ኣባይ፡ ለሳባራያ፡ […]

Continue reading

Coronavirus Covid -19 By Aziza Awate

Coronavirus Covid –19 By Aziza Awate 3/17/2020 (COVID-19)- is a virus (more specifically, a coronavirus) identified as the cause of an outbreak of respiratory illness first detected in Wuhan, China. Coronavirus disease 2019 (COVID-19) is an infectious disease caused by the virus strain severe acute respiratory syndrome, this virus becoming […]

Continue reading