እግል ነስተብህል እቱ ለሃላ እልና ገሌ ቃላት ህግያ ትግሬ። ራብዕ ክፋል እብ ሙሴ በኪት

እግል ነስተብህል እቱ ለሃላ እልና ገሌ ቃላት ህግያ ትግሬ። (ለራብዕ ክፋል) (ጉራማለ ትግሬን ትግርኛን) እብ ሙሴ በኪት ። 3/3/2022 ዋድቅ ። ጻሕ ቢሂል። ምን ሮሻን ለወድቃ ሼይ (ካብ ርሻን ዝወደቀ ነገር) ንበሎ። ምን ውቁል ሺይ እብ ሳሓቢት ዎክ ሓናጊት (gravity)ለወድቃ። (ለሓናጊት ምንላ “ሓነግ” ለብል ቃል አፍገርክዋ) ዋድቅ፡ ቱ። ብቅመት፤ ግዕሸት፡ […]

Continue reading

እግል ነስተብሀል እቱ ለሀላ እልና ጌለ ቃላት ህግያ ትግሬ። እብ ሙሴ በኪት

እግል ነስተብሀል እቱ ለሀላ እልና ጌለ ቃላት ህግያ ትግሬ። (ሳልስ ክፈል) እብ ሙሴ በኪት። 1/29/2022 ማጣ። እንዴ ሓለፋ ሃባ ። (ኤሕሊፉ ሂቡ ንጸላኢ) ለካልእ ትርጉማ ሀዬኒ” ኣብ ፍላን እንዴ ሎሄይ ሸሓን ማጠኒ “። “ኣቦ ኽስቶ እስቲ ኦቲ ሸሓኒ ሃበኒ ግዳ”። ማጣ። ምምጣጥ ። እግላ ፕላስቲክ ማጣጥክዎ ። ነቲ ፕላስቲክ መጢጠዮ። […]

Continue reading

ግደ ዕርክነት ብ ወልደስላሴ ተስፋይ ዕመር

ኣብ ሓምሻይ ጉባኤ ሃይገት ብዙም ዝተኸየደ ዝቐረበት ጽሕፍቲ፡ ብወልደስላሴ ተስፋይ ዕመር። September 25, 2021 ክልተ ሰሙን ቅድሚ ናይ ሃይገት ጉባኤ ጸጋ ዘርኢማርያም ተሓጋጋዚት ኣዳላዊት ጉባኤ: ደዊላ ጉባኤ ሃይገት ብዙም፡ ከነካይድ ስለ ዝኾና፥ ዝኾነ ኣርእስቲ ኣልዒልካ ጠቓሚ ኢልካ ዝሓሰብካዮ ካብ ዓሰርተ ደቂቅ ዘይበዝሕ ሓደ ጽሑፍ ወይ ሓተታ ኣቕርበልና ኢላትኒ። ኣነ ከኣ፡ […]

Continue reading

እግል ነስተብህል እቱ ለሀላ እልና ገሌ ቃላት ትግሬ። እብ ሙሴ በኪት።

እግል ነስተብህል እቱ ለሀላ እልና ገሌ ቃላት ትግሬ። ካልኣይ ክፈል። እብ ሙሴ በኪት። 12/07/2021 1. ንዬት። ሰኒ ቃልብ ቱ ወ፡ እኩይ ቃልብ ቱ። ወ፡ ሓዚ ቱ። “መለሄይ ንያትካ ብዬ” ሐዜካ ሀለኮ በሀለት ቱ ። “ዮም ለጎሮብዬ አከይ ንዬት ወዳ” ኣካላተይ ሎሚስ ቀጨውጨው ኢልዎ ኣሎ” በሀለት ቱ። ንዬት ሀዬኒ “ፋያገት፥ ቱ […]

Continue reading

ኢካራ መን ዐለው (በዓል መን ነበሩ) እብ ሙሴ በኪት።

ኢካራ መን ዐለው (በዓል መን ነበሩ) እብ ሙሴ በኪት። አውኪር፡ ወ፡ አውኪራት ዮም አብዕቦታትና ከነትብ ማንሳዕ ቤት ሻሓቃን ኢካራ መን ክም ዐለው ምስሎም እግል አትኣምረኩም ቱ። ሰልፍ እብላ ቃዳምያም እግል አንብት ሓዜ። ከንቴባይ ዘርኢት ወድ ገብረማርያም ዲብ ሓጸይ ፋሲል ከበሳ እንዴ ፋግራ ለትሻያማ ። (ሰነት 1633-1635) ሓቆሁ ከ -ልብ (ካልብ) […]

Continue reading