ክልኦት ውላድ ቤኪት

ክልኦት ውላድ ቤኪት By Yassin Abrahim 2/22/2020 ክልኦት ውላድ ቤኪት ሰብ ሓበን ወ ምርወት ሰብ ኤማን ወ ኣማነት ሰብ ጋጽ-ማሕበርና፡ መሓበር ውላድ ክልኦት ሃይጌት። ክልኦት ማጦር-ሕድ ባጥሮ ክልኦት ምስል መክሮ ክልኦት ምስል ሓድሮ ክልኦት ምስል ቃትሎ ክልኦት ምስል ሃይቦ ። ውላድ ዓድ-መሓሪ፡ ፍልቅ ዓድ-ቡላ እኪት ወ ሰነት ምስል ልትሓዎላ ዕልም […]

Continue reading

ዐዳት ወነበሪ  by Tekle Mebrahtu

ዐዳት ወነበሪ     by ተክሌ መብረሀቱ February 16, 2020 ዐዳት ለልትበሀል ዎሮ መዕየ አው ምጅተመዕ እብ ሕበር እንዴ ትከበተዩ ለወድዮ፡ ወምን ግም ቀዳም እት አግማም ሓር ለለሓልፍ ለመድ ቱ።ዐዳት  ብዙሕ ለሸምል ቱ። እግለ መሰል ክም አግቡይ ወአብሳር መንበሮ፣ልበስ፣ሰርጎ፣ደረጀት (ዕልም)፣መቅርሕ ህዳይ፣ሕጻይ፣ስመያት፣እተባት፣ሞት፣ሰዋልፍ፣መሕደሮ፣መግዕዝ፣ሐርስ፣ርዕዮ፣ተዋብ፣ርዝቅ፣ህግያ..ወለመስሉ የም አለቡ መጀላት እት ሕድ ለከምክም ቱ።

Continue reading

አስማት ሹመት ቀዳሞት

አስማት ሹመት ቀዳሞት። ብሙሴ በኪት። February 5, 2020 ቅድሚ “ከንቲባ “ዝብል ስም ሹመት “ቃል ሃጸይ“ ይበሃል ነሩ። እዚ ከንቲባ ዝብል ቃል ካብ ዓዲ አምሓራ ዝመጸ ይመስል። ሹማምንቲ ኣምሓራን ከበሳ ኤርትራን መንሳዕን ብከንቲባ ክፍለጡ እንከለዉ ሹማምንቲ ማርያ ግን ብ“ሹም “ እዮም ዝፍለጡ ነሮም። ንኣብነት ሹም እዙዝ፤ ሹም ሕመድ፤ ሹም እብራሂም ክጠቅስ […]

Continue reading

ከንቴባይ ፡ ብእምነት ፡ ወድ ፡ ቴድሮስ (መንሳዕ ፡ ቤት ፡አብረሄታይ)

ከንቴባይ ፡ ብእምነት ፡ ወድ ፡ ቴድሮስ (መንሳዕ ፡ ቤት ፡አብረሄታይ) እብ ፡ ሙሴ ፡ በኪት። January 31, 2020   ከንቴባይ ፡ ብእምነት ፡ ወድ ፡ ከንቴባይ ፡ ቴድሮስ ፡ ዲብ ፡ ፍንጌ ፡ ሰነት፡1815፡ ዎክ፡1820 ፡ ዓመት ፡ ምሕረት ፡ ትወላዳ። አቡሁ ፡ ከንቴባይ ፡ ቴድሮስ ፡ እት ፡ […]

Continue reading

ቛንቋ by Mussie

ቛንቋ ።(ቋንቋ) ብሙሴ በኪት። August 15, 2019 ቛንቋ ማለት ስምዒትካን ሓሳብካን ብድምጺ(vocal)ዝቃላሕ ናይ መራኸቢ መሳርያ (instrument of communication) ኮይኑ ከም ናይ ቃላት “ኣካል “በቲ ዝናገሮ ሕብረተ ሰብ ይግለጽ። ብቛንቋ እብራይስጢን (ዕብራይስጢ)ግሪኽን “ልሳን” ቀጥታ ንቛንቋ ከመልክት ከሎ ብትግርይናን፣ (ትግሪኛ) ኣምሓሪይና፣ (ኣምሐርኛ)ትግሬን፣ ከም ካልኣዊ ወይስ ከም ተመሳሳሊ “ቛንቋ “ ክንብል እንተደኣ ደሊና […]

Continue reading

ሳቡዕ ፡ ውለድ”  መድሓራት  (ምርቓ )ሚቱ ፡ለትርጉማ

 “ሳቡዕ ፡ ውለድ”  መድሓራት  (ምርቓ )ሚቱ ፡ለትርጉማ። እብ ሙሴ በኪት   7/23/19        “ሽንጋላት “ምን ፡ብሊንቱ ፡ለዐዳ፡ እትና ፡ዎክ፡ ምን ፡ማንሳዕ ፡እት፡ ብሊን፡ ዐዳ ?  ለልብል ፡ ረኤይ፡ በሊስ፡  እግል፡ ሀብ ፡ እፈቴ ። ፍትሕ ፡ መሓሪ ፡ ምን፡ ማንሳዓይ ፡ ለሓምስ፡  ትውልድ፡ መሓሪ፡ ለልብሎ፡ እናስ፡ አፍገረዩ ።(ድግም፡ ማንሳዕ ፡ገጽ፡10 ፡ርኤ/ይ)  […]

Continue reading

ከንተያይ ዑቚባሚካኤል By Mussie Bekit

ሸሀድ ከንተባይ ( ከንተያይ) ዑቚባሚካኤል ወድ ከንተባይ ተስፋሚካኤል ቤት ( ኣብረሄታይ ) ቀደም ሞቱ ሑድ ደቃይቅ።        እብ ሙሴ በኪት። (6/8/2019) (ምን እንክር ድማን (የማን) እት ሰልፍ ለልትረኤ ከንተባይ ዕቑባሚካኤል ቱ ንኡሽ እንደ ሀላ ) ኣዪ ነፈር ቃደም ሞቱ ክምላ ናይ ድያነት እምነቱ ሸሀድ ናቅም ። ዎ ናይ ዲያነት እምነት […]

Continue reading

እብር ከኣፎ መጽእ? By Habte Fazega

እብር ከኣፎ መጽእ?  By Habte Fazega Guest contributor from Germany June 11, 2019 ወልወል ኣይርዓት ፡ ናፍሕ ፡ ወዋላውል ፡ ኣይራዓትማ ፡ ልትከለስ ፡ እት ደነግቡ ፡ መለሕተይ ፡ ሀርስ ፡ ሌሐታ ፡ ግዬም፡ ተትሻብብ ፡ ሰኣዬት ፡ ዘርእ ፡ ብቅል ፡ ወፍሬ ፡ ኣፍያት ፡ ተኣቴ ። ለሔታማ ፡ […]

Continue reading

The Season of Commencements By Gherezgher Bekit

The Season of Commencements By Gherezgher Bekit 05/27/19  This is a season of excitement for it is the time students reap the fruit of their labor. Let me begin by congratulating you all, graduates and achievers graduating class of 2019, on your well-deserved success. It’s worth celebrating all your achievements […]

Continue reading