ልእከት፡ሓመዶት፡ዎአትናሽጎት። By ደ/ር የጊን፡ህብቴስ

        ልእከት፡ሓመዶት፡ዎአትናሽጎት። ክቡራም፡ዎ፡ኩቡራት፡ዉላድ፡ዎ፡ኣዋልድ፡መሓበር፡ክልኦት፡ዉላድ፡ሀይገት። ሰልፍ፡ክሉ፡ሰኒ፡እግል፡ተሀሉ፡እት፡እተምኔ፡ናይ፡ልብዬ፡ሰላም፡ከበቶ።ዮም፡ምዕል፡እግል፡ኣትሀጅገኩም፡እቡ፡ለሓዜ፡ሰለስ፡ጋር፡ሀላ። ፩፨ እት፡ እሊ፡ለሓልፋ፡ሰነብት፡ዎሮ፡ባህ፡ላለብል፡ህግያ፡በሀለት(Talk show)፡ረኤኮ፡፡እት፡እሊ፡ህግያ አርባዕ፡ነፈር፡ዓለው፡ክልኦት፡ኢአምሮም፡ወላ፡ክልኦት፡ዲ፡ላእፈትዮም፡ዎአከብሮም፡ወሌቼ፡ዓዚዛ፡ዓዉቴ፡ ከንተባይ፡ዕቅባምኬል፡ ዎ፡አክሊሉ፡ልጃም፡እቭሓቅ፡ቶም።ላህግያ፡ ኩሉ፡አት፡ዎሮት፡መንሳዓይ፡ቀደም፡ዶሉ፡ላጌሳ፡ናፋዕ፡ወዽ፡ዕጄል፡ቱ፡ለዓላ።ዓዚዛ፡ዎ፡አክሊሉ፡ላእሉ፡ወደዉ፡አብ፡ሓቴ፡ሓቴ፡እት፡ላቃርቦ፡ክም፡ሰምዓኮ፡ብዙሕ፡ባህ፡በሌኒ፡ካእግል፡እሎም፡ናአይሽ፡ምሁራም፡(Scholars)ውላድ፡መሓበርና፡ሽቅል፡ሳፊ፡ወደኩም፡ኣሳናይኩም፡እግል፡ኢበሎም፡እፈቴ።ዎ፡እግል፡ታኣሙሮ፡ላሓዜ፡ጋር፡ምን፡ለሀሌ፡እሊቱ፣ብዙሕ፡ንጸበር፡ምንኩም፡ክም፡ሀሌና፡እግል፡ተኣምሮ፡እፈቴ።ዎእት፡ረአሱ፡እግል፡ዉላድ፡ዎ፡ኣዋልድ፡መሓበርና፡እሊፕሮግራም፡ሳምዓሙ፡ምን፡ኢተሀሉ፡እግል፡ትስምዕዎ፡ኣትፋቅደኩም፡፡ ፪፨አዜ፡እት፡ላካልአይ፡ጭብጢዬ፡እግል፡ሒለፍ። ኩልኩም፡እት፡ላቫቨትና(Website)፡ለተአቱ፡ዉላድ፡መሓበር፡እብ፡ሰፈር፡ፍቱይ፡ናይ፡ክብር፡ፕረሲደነት፡ሙሳ፡በኪት፡ምን፡ድጌ፡ሳንዲኤጎ፡አስክ፡ኒዮክ፡ዎሐር፡አስክ፡ድጌ፡ሳመርቪል(መሳቹሰጽ)ቃርኣሙ፡እግል፡ተሀሉ፡እምነቼ፡ቱ፡ዎቃርኣሙ፡ምን፡ኢተሀሉ፡እግል፡ትቅርእዎ፡እትፋቅደኩም፡፡ አዜ፡እግል፡ህጅክ፡ዎሰሓቅ( for lough)፡ገሌ፡እግል፡ኢበል፡እፈቴ።ሰልፍ፡ኩሉ፡ ሙሳ፡እሊ፡ኩሉ፡ዓዶታት፡አብ፡ማኪነት፡እግል፡ልብጸሖ፡ላቃድራ፡ኖሱ፡እንዴ፡ዘዋራ፡ኢኮን፡ደአም፡ኖሱ፡ክም፡ላበሎ፡ጋናሒት፡ወይ፡አዉቲስታ፡ለዓለት፡ወለቱ፡ታ።ደአም፡ስማ፡ኢሄቤና፡፡ክምሰልሁማ፡ህቱ፡ዎሀብቴ፡ቃኘው፡እት፡ልሰአሎ፡እትላ፡ስእሊ፡ኢኣታዋ፡እትላ፡ስእሊ፡ኡቱያማ፡ምንዲገቡእ፡ላስእሊሆም፡ብዙሕ፡ዎገራማ፡ከዓላ፡እግልሚ፡ለወለት፡ወለት፡እማታ፡ምን፡ገብእ፡ሕብራ፡ግሩም፡ዕንታታ፡ክሑል፡ዎጭጋራ፡ረዪም፡ ክምቱ፡ምርዱይ፡ቱ።ካእላ፡ለትመስል፡ወለት፡ሽምብሬብ፡ዎብዝሓም፡ወሬዛታት፡ለሀለው፡እቱ፡መሓበር፡ስእሊሃ፡እግል፡ልትረኤ፡ዋጅብ፡ዓላ።ደአም፡እሊ፡አቡሃ፡የሀው፡እላ፡ወለት፡ባልዕ፡ዎሳቲ፡እታ፡አና፡ዎህይብት፡ታ፡ ከሰበት፡እሊ፡ስእሊሃ፡ዮም፡ኢአርኤ፡ዎፈዽር፡ምን፡ልብል፡እት፡ህዳያ፡ላብላዓና፡ዎለስተና፡ እት፡እምብል፡እንድሕር(smile)። ፫፨  ሙሳ፡እትላ፡ልእከቱ፡እሊ፡ስእሊ፡ እት፡ታሓት፡ላሀላ፡እንዴ፡አፍጋራ፡ክእና፡ቤላ፡ካዓላ “ድሕሪኡ ናይ ቀደም ስእሊ ኣርኢዩኒ፡ መነመን ከም ዚዝክር ሓቲቱኑ ገለ ዘከርኩሉ። ሕጂ ድማ ኣነ እውን ብወገናይ ሓደ ኣዚና እንፈትዎን እነኽብሮን ቦኽሪ ተቐባሊ ዶክትረት […]

Continue reading

ምሕዝነት ከተማ ሳመርቪል (መሳቹሰትስ) ምስ ቋንቋ ትግሬ። ብሙሴ በኪት።

ምሕዝነት ከተማ ሳመርቪል (መሳቹሰትስ) ምስ ቋንቋ ትግሬ። 08/25/21 ብሙሴ በኪት። ብትግሬ “ያረቢ ኣመታ ኢኣምር ሀበኒ”(surprise) ኦ ኣምላኸይ ዘይሓሰብክዎ ነገር ፍጠረለይ ከም ማለት እዩ። ሓምለ 20,2021 ንግሆ ያረቢ ኣመታ ኢኣምር ሀበኒ ነይሩ ናይ መጀመርታ ጸሎተይ ውስኽ ኣቢለ ሕጂ እውን ብትግሬ “ሸር ፋታን ዎፋጋን ክልኣና “ካብ ሕልኩስን ሰናንን ሰውራና” ሕልኩስ ትርጉሙ ወረ […]

Continue reading

እግል ነስተብህል እቱ ለሃላ እልና ገሌ ቃላት ህግያ ትግሬ። እብ ሙሴ በኪት።

እግል ነስተብህል እቱ ለሃላ እልና ገሌ ቃላት ህግያ ትግሬ። 08/12/21 እብ ሙሴ በኪት። እብ ሰውሀት ወሸውሀት ነኣንብት ። ሰውሀት ወሸውሀት ፍርጋ ቤን ። ሰውሀት በሀለት እግል ትብላዕ ንዬት ብካ በሀለት ቱ። (To have a good appetite) ሰውሀት ሀዬኒ ሓዚ ቱ (desire)። ኣዜ ሸውሃት ንርኤ። “ሸውሀት “አከይ ገረት ታ። ወህታ እግል […]

Continue reading

ሌላ ምስ ፍትሕ መሓሪ – ሳልሳይ ክፍሊ by ብሙሴ በኪት

ሌላ ምስ ፍትሕ መሓሪ ። ሳልሳይ ክፍሊ። 07/24/21 by ብሙሴ በኪት። ኣብቲ ካልኣይ ክፍሊ ኣቦሓጎና መሓሪ፡ ብዛዕባ መርዓን ስድራ ቤታዊ ዝምድናን ዝሙትን (Marriage, family Relationships, Sexual Immorality) ኣብቲ ፍትሑን ስርዓታቱን እንታይ ደንጊጉ ወይ ሓንጺጹ ከም ዝነበረ ርኢና ነይርና። ሕጂ ኣብዚ ሳልሳይ ክፍሊ እቲ ራብዓይ ኣርእስቲ (4) ፍትሕ (Divorce) ሕድጎ ብቋንቋ […]

Continue reading

ሌላ ምስ ፍትሕ መሓሪ። ብሙሴ በኪት ካልኣይ ክፍሊ።

ሌላ ምስ ፍትሕ መሓሪ። ካልኣይ ክፍሊ። 07/08/21 ብሙሴ በኪት። ኣብቲ ቀዳማይ ክፍሊ ፍትሕ መሓሪ ብመን መዓስ ናይ ሕልና ሕጊ ኾይኑ ከም ዚወጸን “ወዲ” 420 ዓመት ምስ ኰነ ገለ ኻብኡ ብቅሺ ሮደኝ (ሩደን) ኣብ 1913 ብጽሑፍ ከም ዚሰፈረ ኣብ ትሕቲ ክልተ ኣርእስቲ ሕጽር ብዚበለ መልክዑ ሪኢና ነይርና። እተን ክልተ ኣርእስቲ ግደታታትን […]

Continue reading

ሌላ ምስ ፍትሕ መሓሪ። ብሙሴ በኪት ቀዳማይ ክፍሊ።

ሌላ ምስ ፍትሕ መሓሪ ናይ መንሳዕ ። ቀዳማይ ክፍሊ። 07/03/21 ብሙሴ በኪት። ብመጀመርያ ፍትሕ መሓሪ መዓስ ከም ናይ ሕልና ሕጊ ወይስ ፍትሕ ኰይኑ ኣብ ናይ ነፍሲ ወከፍ ወድ ሃይገት መንሰዓይ  ጽላት ልቢ ዚተጸሓፈሉ እዋናት እስከ ንርአ። መንሰዓይ (ማንሹ) ኣብ 1368 ካብ ኣቦ ሓጎኡ ሹም ደፈረ ዓዲ ተከለዛን (ሓማሰን) ንሃይገት ተረስትዩ […]

Continue reading

ዳሓንዓል ኣብራሃም ሓሰብኣነቢእ -ወድ ጋብሻ by Yassin Abrahim June 16, 2021

ዳሓንዓል ኣብራሃም ሓሰብኣነቢእ –ወድ ጋብሻ እኩይ ስማዕ ሳምዓኮ መርድእ እብ ሞት ኣብራሃም ሓሰብኣነቢእ ዓቢ እናስ ዋድቃ፡ መን ኣካኑ ደብእ በዓል ሰኒ ውዳይ ዓላ፡ ላ ያታይም ለደፍእ ወ ርሕማይ ዓላ፡ ሕጉዝ ለረድእ። ገለብ ሓቆሁ፡ መን ልታምናያ ሓብና ሓቆሁ፡ መን ልትዛያራ ወ መሓዝ ጋባና፡ መን ወርዳ። ሖሉ ሖል ራማዳን ቱ—ጾም ኣቡየ ልልእከኒ […]

Continue reading

ሓምደ; ምስጋና, Many thanks

ኣቡና ኣብራሃም ሓሰብኣነቢ 1940-2021 ድግም ሐዮትካ እግል ክልዶል ምን ልብና ኢበዴ። ክቡራም ዎሓይሳም ሓው ዎሓዋት፥ እብ ሰበት ላኣትደፋፎኦትኩም እግልና ዎመጦርና በጢርኩም ዏፍቲኩም ዎክምሰልሁማ እባ እግል ፋቂድ ዋልዳይና ላኣስማዕኩሞ ሰኒ ሰመዕ ሽሙይ ነሓምደኩም’።   እኪት ትስረረኩም ወደሓን ትዒረኩም። ጼዋ ቤት መርሑማይ ኣብራሃም ሓሰብኣነቢ     ነፍሰሄር ኣቶ ኣብራሃም ሓሰብኣነቢ ዝኽርካ ወትሩ ካብ […]

Continue reading

Graduating Class of  2021

Graduating Class of  2021 05/28/21 Every year, whenever possible, the Board congratulates and honors the graduates of KWH family on behalf of the association. The idea is to highlight and recognize their achievements and hard work.  This year, 2021, we proudly present the following graduates in a random sequence. The […]

Continue reading