አከይ፡ ውርስ፡ አውረሳውና። እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። 4/21/2020 አውሩሱና፡ እንዳይ፡ እንብሎም፡ እንዳይ፡ ንትጋመ፡ ምስሎም፡ አንሳት፡ ምን ፡ገብእ፡ ዎ፡ ተብዐቶም፡፡ አውረሳውና፡ ከገሰው፡ እግል፡ ሐቴ፡ ፍሬተት፡ ሀርወን፡ እት፡ ልብሎ፡ ዎዐጀው፡ ለልትባላዕ፡ ብዕድ፡ ፍሬ፡ ሚዶል፡ ሐግለው፡ እግል፡ ረቢ፡ ኢተኣዘዘው፡ እት፡ ለኣምሮ፡ አትዋየነው፡ ከላ፡ እኩይ፡ ፍዕል፡ ሼጣን፡ ሐረው። አቡና፡ ኣብ፡ ቃኤል፡ ሞት፡ ክም፡ መይት፡ ሚዶል፡ […]
Continue readingAuthor Archives: admin1
ረቢ ኣርኤኒ ኣዳም ምን ሕድ ሀርብ By Gherezgher Bekit
ረቢ ኣርኤኒ ኣዳም ምን ሕድ ሀርብ By Gherezgher Bekit 04/17/2020 ክምላ ተአሙሮ፡ እት እሊ ለሀለና እቱ ወክድ፡ እብ ሰበብ ኮሮና ቫይረስ፡ መብዝሑ ኣዳም ዲብ ቤቱ ድቡእ ሀላ። ክላወቅት እግል ልትናፋዕ እቡ፡ ገለሁ አክትበት ቀርእ ዎ ገለሁ ክል ጅንስ በሀለት ኢከራ ሕላይ መስል ከትብ ትርኤ። ገለሁማ እግል ላቫይረስ እብ እንግሊዘኛ እንዶ […]
Continue readingዱመይ ሓዚለ። By Mussie Bekit
ዱመይ ሓዚለ። ብሙሴ በኪት። ቅድሚ ኣብቲ ግጥመይ ምእታወይ ክብሎ ዝደሊ ኣሎ። በዚ ሕጂ ዘሎ ኩነታት ኣብ ገዛ ኣብ ውሽባ ዘለና ሰለስተ ኢና። ኣነን፥ ከልበይን፥ ዱመይን። ስለዚ እቲ ጭራሕ ምራሕ ኣብዚ ገዛ ዘሎ ብግጥሚ መልክዕ ክገልጾ ይፈቱ። ዱመይ ሓዚለ እና ጠሓንኩ ዕፉን ኣንጭዋታት ይስዕሳዓ ኣብቲ ቤለፎን ዱመይ ኣጽቅጥ ተጐላቢባ ሽፎን ይጸርፋኣ […]
Continue readingማስክ (Mask) By Mussie Bekit
ማስክ (Mask) ብሙሴ በኪት። Aprill 11, 2020 ሓድሽ ዘመናዊ “ክዳና” “ማስክ “ዝበሃል ተኸዲና ኣፍና ዓቢስና ኣፍንጫና ቀቒርና ብምልክት ኾይኑ ዘረባና የዕንትና ኣሰንቢድና መልክዕ የብሉን ብዘይ ኣስናና መልክዕ የብሉን ብዘይ ከንፈርና ፍሽኽታና ሓቢኢና ኾርዩ ‘ሎ ምዕጒርትና ከም *ነብሪ “ባሕታውያን” ከይና ነንሕድሕድና ተራሓሒቅና 6 ፊት ኾይኑ ደረትና “ደረት** ባርያ”ኣይትሕለፍ እንተበሃሃልና ዓመታት 1888-1892 […]
Continue readingህጅክ፡ ምስል፡ ሓጋይ፥ ከረም፥ ዎቃይም By Mussie Bekit
ህጅክ፡ ምስል፡ ሓጋይ፥ ከረም፥ ዎቃይም። እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። 04/07/2020 ሓጋይ፡ ሚ፡ ተስእለኒ፡ እብካ፡ እግል፡ ኣንብት በዐል፡ ገጽ፡ እንታ፡ ኢኮን፡ ግሱይ፡ እት፡ ክብት። ወድ፡ ረያም፡ ኣምዕሉ፡ ወድ፡ “ሕፍንት” “ዐቤ፡ ኣናቱ፡ ሓጋይ ግዬም፡ ሰኬ፡ ምንዬ፡ ከአፈግር፡ ጸሐይ፡ ንዋይ፡ ቀላቅል፡ ሰብክ፡ እት፡ ማርሖ፡ “ብጋይ” ኣዳም፡ እክል፡ ለተርብ፡ እንዶ፡ ኣዝባ፡ ንዋይ አጀኒት፡ ሓሮ፡ ነስኦ፡ […]
Continue readingበዐል ፡ ምዕል ፡ ዐባይና፡ ገዚረት By Mussie Bekit
በዐል ፡ ምዕል ፡ ዐባይና፡ ገዚረት። እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። 04/06/2020 ፍድብ፡ ዎ፡ ሐጣር፡ እግል፡ ተዐብት፡ ሌጣ፡ ቅጡም፡ ኢኮን። ንግስትታት፡ ኣዋልድ፡ ኣንስ፡ ምን፡ ተብዐት፡ ዎ፡ ኬን፡ ናይ፡ ፍርስነት፡ ታሪክ፡ እንደ፡ ኣትራባያ፡ ላሓልፋያ፡ ብዝሓት፡ ተን። ንግስትታት፡ ሌጣ፡ እንደይ፡ ገብኣ፡ ብዕዳት፡ ኣዋልድ፡ ኣንስ፡ ዲብ፡ ሕራበት፡ ምን፡ ገብእ፡ ዎ፡ ወራር፡ ዐድ፡ ቃጻፍ፡ ኣባይ፡ ለሳባራያ፡ […]
Continue readingRecognizing one of our own by Aziza Awate
Recognizing one of our own By Aziza Awate 3/18/2020 To the KWHNA Members, Hi all, what a bunch of outstanding pillars that we have in this KWH group. You all have all of my respect which includes all the participating members too. That been said, I have been away from […]
Continue readingCoronavirus Covid -19 By Aziza Awate
Coronavirus Covid –19 By Aziza Awate 3/17/2020 (COVID-19)- is a virus (more specifically, a coronavirus) identified as the cause of an outbreak of respiratory illness first detected in Wuhan, China. Coronavirus disease 2019 (COVID-19) is an infectious disease caused by the virus strain severe acute respiratory syndrome, this virus becoming […]
Continue readingኮሮና-ቫይረሦ (ኮቪድ-19) By Aziza Awate
ኮሮና–ቫይረሦ (ኮቪድ-19)። (Coronavirus:Covid-19) By Aziza Awate 3/17/2020 *አግል ሙሉእ ኢድንያ ናይላ ኢተአማማ ፈርሃት ዎ ዓርዓዳይ ካሪ ላሃላ ሕማም መሰመም ሳናቡእ (coronavirus (Covid-19) ኮሮና-ቫይረሦ (ኮቪድ-19)። ኣስክ ላ ድቁብ ዊሒዝ ሓልፍ ክልና እብ ሕበር ላላትሓዘ ዎላ ልትቃደር እግል ማድሐኖ ነፍስና ዎዕያልና ለገብእ ኣግቡይ እግል ንሕዜ ዎ ናኣምር እትዓልጣጥ። *እሊ ጅንስ ሕማም ላጻብጣዩ […]
Continue readingእት : ናብዕ: ረኤክዎ : መሓዛትና by Mussie Bekit
እት : ናብዕ: ረኤክዎ : መሓዛትና (Weeping Rivers) ( ክነብዕ : ርእየዮ : ሩባታትና ) ሙሴ በኪት 03/03/2020 እት: ናብዕ: ረኤክዎ: መሓዛትና: ጀለም: ልብል ኢካራ: ቅሩሕ: ዎ: ረበል ኢካራ: ላባ: ዎ: ምጽብ: ለክልኦት: ሰብ: ደኣል እሊ: ሕልም: ኢመስለኒ: ዎ: በሀል ሰፈላል: ቦም: ለዲማ: ኢትትከሀል:: ጨንባ: እቶም: ለአርድ እማትና: ዎ: አባችና: ሰፋለለው ለምስሎም: ዐበው: ዎ: ተልሀው ለእቶም: ተሐጸበው: ዎላ: ምኖም: ሰተው:: ምልጭ: ሰፋለለው: ለአልፍ: ጸዐዲ: ዐጣላትና: ዎ: ሰፋለለው: ለአልፍ: ንዋይና: ኢካራ: ኣልጌና ምን: ሰሙይ: ሰተ: እብ: ትግራት: ላእንሻትፋ: እብ: እደይና እግል: ኢኣትአዝሞም: በሐር: ገአት: ፍንጌና ኣናማ: ምስሎም: እናብዕ: ዎ: አብል: ጀለም ለእግላ: እወደ: አለብዬ: ሕሻካ: ምንኬና:: እትሐሰበካ: ሀለኮ: እምባ: ዛውል አትኣዝሞም: እልዬ: ገበይ: ባስር: ዎሓውል በዐል: ኤማን: እንታ: ክሉ: ተአምር: ዎትካውል:: ዎእት: ሐሰበካ: ሀለኮ: ደብር: ሓሊብ: ክም: ስሙ እንታማ: ኣትሐለ: እግል: ልእዘሞ ” ዝብኢ ናብ ጎረቡ ” ሰብ: ዲብ: ኣደሙ::
Continue reading