“ውዕለታ ኣብ አፍ-ዐበድ(ኣፍዓበት) ትፌደ” (“ፋካ፡ እት፡ አፍ-ዐበድ(ኣፍዓበት)፡ ትትፌዴ”) ብሙሴ በኪት። June 25, 2020 ኣብ ዝኾነ ይኹን ግዜ እተርዘበን ወይ እተገብረን ወይ ካብ ወሃባይ እንቕበሎ ህያብ ምንልባት ክንዲ’ቲ ኣቓልቦ (ኣቕልቦ)ኣይወሃቦን ይኸውን፡ ምኽንያቱ ከም ልምዲ ስለ ዚቘጸር። ይኹን እምበር፡ ኣብ ግዜ ጭንቂን፣ (ጭንቕን) ኣብ ግዜ ሕማምን፣ ጥመትን፣ ውግእን፣ ስደትን፣ ናይ ተፈጥሮ ሓደጋን፣ […]
Continue readingAuthor Archives: admin1
ኣዝዩ ሓጺር ዛንታ መቦቆል ወሎዶታት ደቂ ሃይገት። by Mussie and Gerezgiher Bekit
ኣዝዩ ሓጺር ዛንታ መቦቆል ወሎዶታት ደቂ ሃይገት። ብሓልዮት ሙሴ በኪትን ገረዝግሄር በኪትን ዝተዳለወ። 06/14/2020 እቲ ኣዝዩ ጥንታዊ ወሎዶ መንሳዕ ምንጩ ካብ ኢሽማዒል ወዲ ኣብራሃም እዩ። ኢሽማዒል ካብ ኣቡኡ ኣብራሃምን፡ ካብ ኣዲኡ ኣጋርን ብ1930 ቅድመ ልደት ክርስቶስ ተወሊዱ። መወከሲ (ኢንሳይት ቡክ Insight Book ገጽ 1225 ርአ።) እሽማዒል 12 ደቂ ነበርዎ። እቲ […]
Continue readingተብል፡ ሚ፡ ታ፡ ወአብጽሖት፡ ሐሊብ፡፡ By Mussie Bekit
ተብል፡ ሚ፡ ታ፡ ወአብጽሖት፡ ሐሊብ፡፡ (Churning Container and Delivery of milk) እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። May 10, 2020 ተብል፡ ምንሚ፡ ትትሻቄ? (ተፈይቶ እብ፡ ትግርኛ) ተብል፡ ምስላ፡ መድቢኢሃ፡ “እፋ”’ለልቡሎ፡ ምን፡ ድርቅ፡ ትክዐሌ፡ (ላኻ ብትግርኛ) ትትሻቄ። ወለመሐዘሊሃ፡ “ውስብ”ለልትበሃል፡ ምን፡ አንጀባ፡ (ዒቃ ብትግርኛ) ልሻቄ። ተብል፡ እትላ፡ ባክላ፡ ጽጋዳ፡ ምጥረቃት፡ ባ። ወላምጥረቃት፡ መራ፡ ንኡሻይ፡ ዕጨተታይ፡ […]
Continue readingስሓቅ፡ ለራኣ፡ ዕንቱ፡ ትብራህ። By Mussie Bekit
ስሓቅ፡ ለራኣ፡ ዕንቱ፡ ትብራህ። (ድግም-ፍናን)(ልብ-ወለድ) እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። 05/05/2020 ድጌ፡ ዐድ፡ “ዐፍዬት፡ ልትበሀል። ሰብኡ፡ በኪት፡ ወሕያይቱ፡ ብዝሕት፡ ዐለት። እግል፡ እሙ፡ ወአቡሁ፡ ኦሮ፡ ወድ፡ ብክር፡ ‘ስሓቅ፡ ለልብሎ፡ ወልዶም፡ ወድ፡ ሐምስ፡ ሰነት፡ (ሖል)፡ ምስል፡ መሳኒቱ፡ እግል፡ ልተልሄ፡ አስቡሕ፡ ምን፡ ቤት፡ ፋግራ። ወአደሓ፡ በሀለት፡ ሰር፡ ምዕል፡ ክም፡ ገኣ፡ ለመሳኒቱ፡ እግል፡ ጻብሕ፡ ቤት፡ ቤቶም፡ […]
Continue readingዝያረት፡ ሕልምዬ፡ ዲብ፡ ዐድ፡ ወርሕ። By Mussie Bekit
ዝያረት፡ ሕልምዬ፡ ዲብ፡ ዐድ፡ ወርሕ። (My dream of pilgrimage to the moon) እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። 5/4/2020 እላ፡ ማሌ፡ ምን፡ ስብክ፤ ክም፡ ሳጋማ፡፡ ምንኮር ፡ቱ፤ ሕልምዬ፡ ዝያር፡ ዐድ፤ ወርሕ፡ ታሓልማ። ረዪምዬ፡ ሀላ፡ እንዴ፤ ቤላ፡ ኢታኣጋማ፡፡ እግል፡ ልዛየሮ፤ በኑ፡ ጋ’ማ፡፡ ማሌ፡ ሊሊት፤ ስም፡ ወርሕ፡ ክም፡ ናቅማ፡፡ አዋንዬ፡ ምን፡ ከርሱ፤ እሉ፡ ሓ’ማ፡፡ ጀመል፡ […]
Continue readingዛንታ ቊንጭን ትዃንን ። by Mussie Bekit
ዛንታ ቊንጭን ትዃንን ። (ልብ-ወለድ) ብሙሴ በኪት። May 1, 2020 ብመጀመርያ ምስ ቊንጪን(ቍንጭን) ትዃንን ከላለየኩም ፍቐዱላይ። ቍንጪን ትዃንን ምስቶም ካልኦት ባልዕ መጸይቲ ደም ኢዮም ዚቚጸሩ። ወይ ድማኒ ካብ ደመ-ውዑያን እንስሳታት መሮርን፤ ዘቤትን ፤እንተላይ ካብ ደም ሰብ ዚምገቡ ሓሸራታት‘ዮም። ትዃን ከም ጠበቕ ኣዳራሻት ንጉስ ዚደፍር፤ ኣብ ውሽጢ ገዛ ቋቑራ መንደቕን፤ ኣብ […]
Continue readingሐሊብ። By Mussie Bekit
ሐሊብ። እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። 4/28/2020 ዮም፡ ሐሊብ፡ ወአትና፡ ጽኑብል፡ ሰበት፡ ፋቃድኮ፡ እብ፡ ሐሊብ፡ ክተብ፡ ቤለኒ፡ ለአዋይንዬ። ሐሊብ፡ ሐሊብ፡ ቱ፡ ደአም፡ ብዙሕ፡ አስማይ፡ ቡ፡ ክምላ፡ ጅንሱ፡ በሀለቼ፡ቱ። (1) ሐሊብ፡ ማጢቅ፡ —(sweet/raw milk) ገሌ፡ እንደይ፡ ልትሓበር፡ እቱ፡ ወእንደይ፡ ፋልሕ፡ እባ-እባ፡ ለትሰትዮ፡ ዎክ፡ እግል፡ ልትማሓጽ፡ እት፡ ተብል፡(ቶፋ) ለልትጀለል፡ ሐሊብ፡ ቱ። (2) ሐሊብ፡ ውጹር፡ […]
Continue readingምድር፡እግል፡በዓል፡ሰብር፡ጻብሕ by Dr. Yegin Hibtes
ምድር፡እግል፡በዓል፡ሰብር፡ጻብሕ (Dawn comes to those who are patient). By Dr Yegin Hibtes 4/26/2020 አቡዕቦታትና፡እት፡መስሎ፡ምድር፡እግል፡በዓል፡ሰብር፡ጻብሕ፡ልብሎ፡ዓለው።ዓቤ፡እላ፡መሰል፡እላ፡እት፡እሊ፡ላሀሌና፡እቱ፡ኣውካድ፡ ምን፡ቤትኩም፡ኢትፍገሮ፡ዎክም፡ሓርብ፡ማይ፡እት፡ሻግዒት፡ላልትዋሸቅ፡እት፡ዉሻጤኩም፡ዋቫቆ፡ላልብል፡ዘበን፡ሰበት፡ላዓረና፡እብ፡ምርዱይ፡ዓቢና፡ዎንኡሽና፡ሰብር፡ዎከሃላት፡እግል፡ንትላመድ፡ሀላ፡እልና። ሕስብ፡ምን፡ነብል፡እሉ፡እሊ፡ሕማም፡ ኮሮና፡ኡኩይ፡ሕማም፡ቱ።ውሉድ፡ዋልደቱ፡ላኢባጽሕ፡እቱ፡እሲት፡ዎእናስ፡እትዎሮት፡ዓርቀይ፡ ላኢሰክቦ፡እቱ፡ጽብሓት፡ምድር፡እንዴ፡ፉራርካ፡ ኣማቃርብ፡እብ፡ድራርካ፡ላኢታዓይር፡እቱ፡ዎቤት፡ክም፡ዕርካ፡ጅናካ፡እት፡ልስዔ፡ምን፡ልትከባታካ፧ያዕ፡ያዕ፡ አስክ፡እትሓጻብ፡ዎልባቬ፡እቃይር፡ኢሓቅፋካ፡ዎኢእስዕማካ፡ላትብል፡እቱ፡ዋቅት፡እብ፡ምርዱይ፡ምስል፡ጾም፡ዎጸሎት፡ ሰብር፡ዓቅል፡ዎካሃላት፡ላትሓዝዮ፡ዘበን፡ቱ።ካሰብር፡ዓቅል፡ዎካሃላት፡እግል፡ንትመሀሮ፡ዎናኣምሮ፡ሀላ፡እልና፡፡ካሰብት፡እሊ፡ሰብር፡ዓቅል፡ዎካሃላት፡ላለታባብዕ፡ገሌ፡ሓሳባት፡እግል፡ኣትካፍሌኩም፡አፍስሑ፡እልዬ። 1፡ጭንቀት፡ዎሓሩቀት፡አውግዞ። ጭንቀት፡ዎሓሩቀት፡ዎአንጰርጰሮት፡ምን፡ተዉሕዶ፡እሊ፡ኣዉካድ፡ጸገም፡እብ፡ሰላም፡እግል፡ትሕሎፎ፡ቃድሮ።ካ፡ጭንቀት፡ዎሓሩቀት፡ዎአንጰርጰሮት፡ ከአፎ፡እግል፡ነወግዶ፡እንቃድር፡ምን፡ትብሎ፧ኩሉ፡ላእሉ፡ወዱ፡ጋራት፡ወይ፡ዕማማት(Goals)፡እብ፡ሰብር፡ዎካሀላት፡እግል፡ትከሉሶ፡ሀላ፡እልኩም።ላገኣ፡ዕማም፡ቀደም፡አምበቶትኩም፡ከአፎ፡ክም፡ታታልዉ፡ቃደም፡አምበቶትኩም፡እግል፡ትሕሰቦ፡ዎእግል፡ታትዋይኖ፡ እቱ፡ላትሓዜ።እብ፡ሻፋግ፡ላገብእ፡ጋር፡ብዙሕ፡ፋይድት፡አለቡ፡ዸአም፡እንዴ፡ሓሰብካ፡ዎአስታንታንታካ፡ላትወድዮ፡ጋር፡ኣክሩ፡ሰኒ፡ዎዕሙር፡ገብእ። እት፡መናበረትና፡ሰብር፡ዎካሃላት፡ምን፡ነዘውትር፡ምስል፡ጼዋ፡ቤትና፡ፋትችና፡ዎማሻቂትና፡እብ፡ቀሊል፡እግል፡ንትፋሆሞም፡ዎእግል፡ንቅረቦም፡ዎሰኒ፡ርክብ፡መናበረት፡እግል፡ለሀሌ፡እልና፡ሙርዱይ፡ቱ። 2፡ምንቅስቃስ (Exercise)አዘውትሮ. እብ፡እሊ፡ዘበን፡እት፡ቤትካ፡ዋሻቆት፡በሊዕ፡ዎስካብ፡ክል፡ሓቴ፡እብ፡ዋክዳ፡ዎዓቀን፡እግል፡ልግባእ፡ ለስትህል።አምበል፡ቅያስ፡እንዴ፡በላዕና፡ምን፡እሰክብ፡ዎክም፡ቀናጽና፡እባእባ፡እንዴ፡ኣብዛሓና፡ምን፡እንወስክ፡እቱ፡ዴርሆ፡ማይ፡እግል፡ንምሰል፡ቱ።ካሰበት፡እሊ፡እት፡ቤት፡ዉቩቃም፡እት፡ሀሌና፡ላእንወድዮ፡ጋራት፡እግል፡አትሀጅገኩም፡አተንሱኒ፧ ፨ሰልፍ፡ኩሉ፡ምንቅስቃስ (Exercise)፡ናብዝሕ።እሊ፡ቀሊል፡ጋር፡ቱ።እት፡ጅዋ፡ቤትና፡ወይ፡እት፡አፌትና፡እግል፡ኒደዮ፡ላእንቃድር፡ሀላ።እት፡ምዕል፡ፍንጌ፡5ሽሕ፡ዎክ፡10 ሽሕ፡ስድር፡ምን፡እንገይስ፡ ላእሉ፡በልዓና፡ሓቅቅ፡ዎአልባብና፡ግሩም፡እግል፡ልዝበጥ፡ቃድር።ሓካይም፡አልባብ፡እት፡ምዕል፡10 ሽሕ፡ስድር፡ደው፡እት፡ልብሎ፡መክሮ። ፨ክምሰልሁማ፡ እት፡ እሊ፡ኣዉካድ፡ኮሮና፡እት፡ቤት፡እግል፡ኒደዮ፡ላእንቃድር፡ ሓዲስ፡ጋር፡እግል፡ንፈትን፡ሀላ፡እልና።ክሱሴን፡ዉላድ፡ታብዕን፡ምስል፡ሞኦቫት(Kitchen)፡ቤትኩም፡ሌለዉ።ዎዎሮ፡ሓዲስ፡ሕንክል (Meal)፡እግል፡፡ኖስኩም፡ልግባእ፡ማ፡እግል፡ጼዋ፡ቤትኩም፡አብሽሎ፡፡ሰልፍ፡መረት፡ምን፡ኢትናጁሕ፡ሰአየት፡ኢትቅራጮ፡ካልእ፡ዶል፡ፈትኖ።አና፡ሕልበት፡ላልትበሀል፡አት፡ምድር፡ትግራይ፡ላታአመርኩዎ፡ናብራ፡እግል፡ኢዴ፡ፈተንኮ፡ዎክልኤ፡ዶል፡ጫሕ፡አብልኮ፡ደአም፡ልሳዕ፡እደዬ፡ሀይብ፡ኢሀሌኮ፡ሳልስ፡ዶል፡እግል፡እፈትን፡ቱ። ፨ጌጋ፡ልክለአኒ፡ደኢኮን፡ምን፡አድሕድ፡ሪሞ፡አድሕድ፡አሪሞ፡ኢኮን፡ካሰበት፡ እሊ፡ እግላ፡ረዪምኩም፡ለሀለው፡ዋልደትኩም፡ዎዓባዪ፡ሐዉኩም፡ዎሓዋትኩም፡እብ፡ቴሌፎን፡ሚ፡ሀሌኩም፡ቦሎም።እት፡እሊ፡ዘበን፡ምን፡ቤትካ፡ኢትፍገር፡ህግያ፡እብ፡ቴሌፎን፡ምስል፡ዋልደትካ፡ውላድካ፡ዎፈተችካ፡ዕረፍ፡ዎሰላም፡ሀይበካ፡ካኢትሕማቆ፡ሀለው፡ሀለው፡በሎ። ፨ክምሰልሁማ፡ደሩስ፡ላትፈቱ፡ደሩስ፡ጽዮን፡ወይ፡መዝሙር፡ሰላም፡እንዴ፡አፍገርኩም፡ዎ፡ረቢዬ፡ሰሀል፡ዉዴ፡ድረሶ።ሕላይ፡ላትፈቱ፡ሀዬ፡ሕላይ፡ወድ፡ሼክ፡ወይ፡ሕላይ፡ሄሌን፡መለስ፡እንዴ፡ከፈትኩም፡ከሽ፡በሎ። እት፡መከለሲ፡እግል፡ኢበለኩም፡ቱ፡ላሓዜ፡እግል፡ኩሎም፡ሓውና፡ዎሓዋትና፡ዉላድና፡ዎአዋልድና፡እት፡ሞያ፡ሕክምና፡ክም፡ሓካይም፡ነረስስ፡ዎእሉ፡ለመስል፡ሽቅል፡ሻቁ፡ለሀለው፡እብ፡ጸሎት፡ፍቆዶም። ገድም፡ምን፡ኩሉ፡መለገት፡ምስላ፡ፋግራ፡ለፍግራና፡እት፡እብል፡ናይ፡ዮም፡ምዕል፡ክቱብዬ፡አከትም። የጊን፡ወድ፡ህብቴስ፡ እናስ፡መንሳዓይ።
Continue readingረቢ: አርኤኒ ኣዳም: ምን: ሕድ: ሀርብ :: by Gerezgher Bekit
ሕሌት: ትግሬ: “ረቢ: አርኤኒ ኣዳም: ምን: ሕድ: ሀርብ ::” እብ: ገረዝግሄር: በኪት:: 4/24/2020
Continue readingዝያረት: ሕልምዬ: ዲብ: ዐድ: ወርሕ:: By Mussie Bekit
ዝያረት ሕልምዬ ዲብ ዐድ ወርሕ -My dream of pilgrimage to the moon – እብ ሙሴ በኪት 4/22/2020
Continue reading