እከለት። (ገዓት) እብ ፡ ሙሴ፡ በኪት። እላ፡ እከለት፡ ወለቼ፡ ኣርያም፡ መሓሪ፡ ታ። “እከለት፡ ለልብል፡ ቃል፡ ምንላ፡ “እክል” ለልብል፡ ቃል፡ እንደይ፡ ፋግራ፡ ኢተርፍ ፡እብል፡ አና። እከለት፡ ኦሮ፡ ምንላ ፡ ፍቱይ፡ ወእሙር፡ ሙነትና፡ ዎክ ፡ ሕንክልና፡ ታ።ክምላ፡ ጢላን፡ መሀነን፡ ሸውሀቶም፡ ምስል፡ ስፓገቲ፣ ወከበሳ፡ ምስል፡ ጣይታ፣ ወኢትዮጵያውያን፡ ምስል፡ ጥሬ፡ ክቶፎ፣ ወእስያውያን፡ ምስል፡ ሩዝ፡ […]
Continue readingገዓት (እከለት) by Mussie Bekit July 8, 2020
ገዓት (እከለት) ብሙሴ፡ በኪት። እዛ ገዓት ናይ ኣርያም መሓሪ እያ ገዓት ዚብል፡ ቃል ካብቲ “ገዓተ” ዚብል ግሲ ዚወጸ እዩ። “ገዓተ” ማለት፡ “ንሓርጫዊ ነገር ኣብ ፈሳሲ ብምእታው እናዀሰ ዓጺቕ ልዕጣጥ ነገር ኣዳለወ፡ ማለት እዩ።” ከምቲ ኢጣልያውያን እቲ ፍቱውን ብሉጽን መግቦም ፓስታ ስፓገቲ ከም ዚዀነ ኵሉ፡ ከምቲ ደቂ ከበሳ እቲ ፍቱውን ብሉጽን […]
Continue readingፋካ፡ እት፡ ኣፍ-ዓበድ (ኣፍዓበት) ትትፌደ። እብ ፡ ሙሴ፡ በኪት
ፋካ፡ እት፡ ኣፍ-ዓበድ (ኣፍዓበት) ትትፌደ። እብ ፡ ሙሴ፡ በኪት 6/25/2020 እትላ፡ ገኣ፡ ልግባእ፡ ወክድ፡ ለተሀገዎ፡ ወላ፡ ወደዎ፡ ዎክ፡ ምን፡ ሀይባይ፡ ለንትከበቶ፡ ህያብ፡ ማ፡ ህድየት፡ ብዙሕማ፡ ዐለቦት፡ ወሓሰቦት፡ ወፈያገት፡ ኢልትሀየቦ፡ ገብእ። እግልሚ፧ ምን እንብል፡ ክም፡ ልሙድ፡ ወክም፡ አመል፡ ልትሓሰብ። እሊ፡ ልግባእ፡ ዲኢኮን፡ ዲብ፡ ወክድ፡ መሓገዝ፣ ወክድ፡ ጸገም፣ ወክድ፡ ሕማም፡ ወጽማም፣ ወክድ፡ […]
Continue reading“ውዕለታ ኣብ አፍ-ዐበድ(ኣፍዓበት) ትፌደ” by Mussie Bekit
“ውዕለታ ኣብ አፍ-ዐበድ(ኣፍዓበት) ትፌደ” (“ፋካ፡ እት፡ አፍ-ዐበድ(ኣፍዓበት)፡ ትትፌዴ”) ብሙሴ በኪት። June 25, 2020 ኣብ ዝኾነ ይኹን ግዜ እተርዘበን ወይ እተገብረን ወይ ካብ ወሃባይ እንቕበሎ ህያብ ምንልባት ክንዲ’ቲ ኣቓልቦ (ኣቕልቦ)ኣይወሃቦን ይኸውን፡ ምኽንያቱ ከም ልምዲ ስለ ዚቘጸር። ይኹን እምበር፡ ኣብ ግዜ ጭንቂን፣ (ጭንቕን) ኣብ ግዜ ሕማምን፣ ጥመትን፣ ውግእን፣ ስደትን፣ ናይ ተፈጥሮ ሓደጋን፣ […]
Continue readingኣዝዩ ሓጺር ዛንታ መቦቆል ወሎዶታት ደቂ ሃይገት። by Mussie and Gerezgiher Bekit
ኣዝዩ ሓጺር ዛንታ መቦቆል ወሎዶታት ደቂ ሃይገት። ብሓልዮት ሙሴ በኪትን ገረዝግሄር በኪትን ዝተዳለወ። 06/14/2020 እቲ ኣዝዩ ጥንታዊ ወሎዶ መንሳዕ ምንጩ ካብ ኢሽማዒል ወዲ ኣብራሃም እዩ። ኢሽማዒል ካብ ኣቡኡ ኣብራሃምን፡ ካብ ኣዲኡ ኣጋርን ብ1930 ቅድመ ልደት ክርስቶስ ተወሊዱ። መወከሲ (ኢንሳይት ቡክ Insight Book ገጽ 1225 ርአ።) እሽማዒል 12 ደቂ ነበርዎ። እቲ […]
Continue readingተብል፡ ሚ፡ ታ፡ ወአብጽሖት፡ ሐሊብ፡፡ By Mussie Bekit
ተብል፡ ሚ፡ ታ፡ ወአብጽሖት፡ ሐሊብ፡፡ (Churning Container and Delivery of milk) እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። May 10, 2020 ተብል፡ ምንሚ፡ ትትሻቄ? (ተፈይቶ እብ፡ ትግርኛ) ተብል፡ ምስላ፡ መድቢኢሃ፡ “እፋ”’ለልቡሎ፡ ምን፡ ድርቅ፡ ትክዐሌ፡ (ላኻ ብትግርኛ) ትትሻቄ። ወለመሐዘሊሃ፡ “ውስብ”ለልትበሃል፡ ምን፡ አንጀባ፡ (ዒቃ ብትግርኛ) ልሻቄ። ተብል፡ እትላ፡ ባክላ፡ ጽጋዳ፡ ምጥረቃት፡ ባ። ወላምጥረቃት፡ መራ፡ ንኡሻይ፡ ዕጨተታይ፡ […]
Continue readingስሓቅ፡ ለራኣ፡ ዕንቱ፡ ትብራህ። By Mussie Bekit
ስሓቅ፡ ለራኣ፡ ዕንቱ፡ ትብራህ። (ድግም-ፍናን)(ልብ-ወለድ) እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። 05/05/2020 ድጌ፡ ዐድ፡ “ዐፍዬት፡ ልትበሀል። ሰብኡ፡ በኪት፡ ወሕያይቱ፡ ብዝሕት፡ ዐለት። እግል፡ እሙ፡ ወአቡሁ፡ ኦሮ፡ ወድ፡ ብክር፡ ‘ስሓቅ፡ ለልብሎ፡ ወልዶም፡ ወድ፡ ሐምስ፡ ሰነት፡ (ሖል)፡ ምስል፡ መሳኒቱ፡ እግል፡ ልተልሄ፡ አስቡሕ፡ ምን፡ ቤት፡ ፋግራ። ወአደሓ፡ በሀለት፡ ሰር፡ ምዕል፡ ክም፡ ገኣ፡ ለመሳኒቱ፡ እግል፡ ጻብሕ፡ ቤት፡ ቤቶም፡ […]
Continue readingዝያረት፡ ሕልምዬ፡ ዲብ፡ ዐድ፡ ወርሕ። By Mussie Bekit
ዝያረት፡ ሕልምዬ፡ ዲብ፡ ዐድ፡ ወርሕ። (My dream of pilgrimage to the moon) እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። 5/4/2020 እላ፡ ማሌ፡ ምን፡ ስብክ፤ ክም፡ ሳጋማ፡፡ ምንኮር ፡ቱ፤ ሕልምዬ፡ ዝያር፡ ዐድ፤ ወርሕ፡ ታሓልማ። ረዪምዬ፡ ሀላ፡ እንዴ፤ ቤላ፡ ኢታኣጋማ፡፡ እግል፡ ልዛየሮ፤ በኑ፡ ጋ’ማ፡፡ ማሌ፡ ሊሊት፤ ስም፡ ወርሕ፡ ክም፡ ናቅማ፡፡ አዋንዬ፡ ምን፡ ከርሱ፤ እሉ፡ ሓ’ማ፡፡ ጀመል፡ […]
Continue readingዛንታ ቊንጭን ትዃንን ። by Mussie Bekit
ዛንታ ቊንጭን ትዃንን ። (ልብ-ወለድ) ብሙሴ በኪት። May 1, 2020 ብመጀመርያ ምስ ቊንጪን(ቍንጭን) ትዃንን ከላለየኩም ፍቐዱላይ። ቍንጪን ትዃንን ምስቶም ካልኦት ባልዕ መጸይቲ ደም ኢዮም ዚቚጸሩ። ወይ ድማኒ ካብ ደመ-ውዑያን እንስሳታት መሮርን፤ ዘቤትን ፤እንተላይ ካብ ደም ሰብ ዚምገቡ ሓሸራታት‘ዮም። ትዃን ከም ጠበቕ ኣዳራሻት ንጉስ ዚደፍር፤ ኣብ ውሽጢ ገዛ ቋቑራ መንደቕን፤ ኣብ […]
Continue readingሐሊብ። By Mussie Bekit
ሐሊብ። እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። 4/28/2020 ዮም፡ ሐሊብ፡ ወአትና፡ ጽኑብል፡ ሰበት፡ ፋቃድኮ፡ እብ፡ ሐሊብ፡ ክተብ፡ ቤለኒ፡ ለአዋይንዬ። ሐሊብ፡ ሐሊብ፡ ቱ፡ ደአም፡ ብዙሕ፡ አስማይ፡ ቡ፡ ክምላ፡ ጅንሱ፡ በሀለቼ፡ቱ። (1) ሐሊብ፡ ማጢቅ፡ —(sweet/raw milk) ገሌ፡ እንደይ፡ ልትሓበር፡ እቱ፡ ወእንደይ፡ ፋልሕ፡ እባ-እባ፡ ለትሰትዮ፡ ዎክ፡ እግል፡ ልትማሓጽ፡ እት፡ ተብል፡(ቶፋ) ለልትጀለል፡ ሐሊብ፡ ቱ። (2) ሐሊብ፡ ውጹር፡ […]
Continue reading