Poem by Gerezgiher Bekit in response to Yassin Abrahim poem

ኣሰናይካ  ዎያሲን ሑና ምን ገረዝጊሄር በኪት  09/05/2017   መርሓባ ወድ ኣብ ንስሪት እናስ ዓድ ቡላ ለበሓር እትሓናብጽ ከሬት ጀበላ ሞጅ ቅጹብቱ ራዲኢት ተስትህላ ሃይገት ሻቀለት ምን ገለብ ኣስክ መዓቡላ ምርወት ዎመራነት ልትከሎላ እኪት ዎሰኔት ምስል ልትሓዎላ። ረቢ ኣርኤና ኣዳም እት ላትሓሌ እኪት ትስራራካ ኣባይካ ልትገሌ ስቱታም ዓልና ለገበይ እግል ንዋሌ […]

Continue reading

Poem by Mussie Bekit dedicated to Yassin Abrahim

ያሲን ኢብራሂም ላራብዕ ‘ ወድ ኖህ’ ምን ሙሴ በኪት  ኖህ ናግፋ ምንላ ውሒዝ ምስል ሰለስ ውላዱ ታሪክ ኖሱ ደግም ክም ምራዱ። ማይ ኣይህ ረኤና ሸር ፈኑ ላያሲን መላጭ ቤላ ምኑ። ኣሰናይካ ወድ ሕሩጥ ሰይፉ ወድ ዓመኬሌ እንታ ወድ ብዙሕ ኣዳሙ እልፉ። ዋጅብና ወደና ለክትፈት ከኣፎ ሰክብ እንታ እት ተርህ ዎክ […]

Continue reading

Poem by Yassin Abrahim after the rains and floods of Harvey

ሓምደ ዋላውል ፡ ወ ዘላይም ሃርቪ፡ ኢሊቱ ኢልትበሃል ዓቢ ወ ንኡሽ፡ ጽጉብ ወ ድቡር፡ ሕበር ለትማህልል ረቢ ፡ እኪት እግል ለኣቅልል ሓምደ፡ እግሉ–ሞላይ፡ ዛራ ሓቆ ስስ/6/ ምዕል። ሰብ ሃይጌት ወ ኣክጀልኮ፡ ላዋሓይዝ ምን ገለኒ ኣዳምየ ወ ኣክሰርኮ፡ ላ ማያት ምን ሸርበኒ እትመሃለል ዓልኮ፡ እግል ለኣንግፈኒ ላጻሎትኩም ብዙሕ ሰደተኒ። ክልኦት ውላድ […]

Continue reading

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ኣባላት ማሕበር ውላድ ሃይገት ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ ፣

ማሕበርኩም ፣ ብኣሳልጦ እወንታዊ መደባት እተሰነየት ትኹን !!! ብቀዳምነት ፣ ከምቲ ደቂ ካልኦት ቀቢላታት ኤርትራ እውን ክጥቀሙሉ ዝርከቡ ዘለዉ ፣ ንስኻትኩም እውን ፣ ንሓድሕድኩም ክትራኸቡላ ፣ ክትላለዩላ ፣ ክትዋስኡላ ፣ ክትተሓጋገዙላ እትኽእሉ ማሕበር ከተቁሙ ምኽኣልኩም ብምፍላጥ ብዙሕ ከም እተሓጐስኩ እገልጸልኩም ። ከምዚ ኣብ ላዕሊ ተገሊጹ ዘሎ ፣ ማሕበርኩም እምበኣር ፣ […]

Continue reading

TELECONFERENCE DATE CHANGE PLEASE READ

Dear KWH family, Due to some schedule conflict we are postponing our monthly teleconference to Sunday August 2nd, 2015. Please let every member in your area know about this change. We will not be having the monthly teleconference on Sunday July 26 as was previously scheduled. P.S. Please note the calling […]

Continue reading