አስማት ሹመት ቀዳሞት። ብሙሴ በኪት። February 5, 2020 ቅድሚ “ከንቲባ “ዝብል ስም ሹመት “ቃል ሃጸይ“ ይበሃል ነሩ። እዚ ከንቲባ ዝብል ቃል ካብ ዓዲ አምሓራ ዝመጸ ይመስል። ሹማምንቲ ኣምሓራን ከበሳ ኤርትራን መንሳዕን ብከንቲባ ክፍለጡ እንከለዉ ሹማምንቲ ማርያ ግን ብ“ሹም “ እዮም ዝፍለጡ ነሮም። ንኣብነት ሹም እዙዝ፤ ሹም ሕመድ፤ ሹም እብራሂም ክጠቅስ […]
Continue readingCategory Archives: Posts
ከንቴባይ ፡ ብእምነት ፡ ወድ ፡ ቴድሮስ (መንሳዕ ፡ ቤት ፡አብረሄታይ)
ከንቴባይ ፡ ብእምነት ፡ ወድ ፡ ቴድሮስ (መንሳዕ ፡ ቤት ፡አብረሄታይ) እብ ፡ ሙሴ ፡ በኪት። January 31, 2020 ከንቴባይ ፡ ብእምነት ፡ ወድ ፡ ከንቴባይ ፡ ቴድሮስ ፡ ዲብ ፡ ፍንጌ ፡ ሰነት፡1815፡ ዎክ፡1820 ፡ ዓመት ፡ ምሕረት ፡ ትወላዳ። አቡሁ ፡ ከንቴባይ ፡ ቴድሮስ ፡ እት ፡ […]
Continue readingቛንቋ by Mussie
ቛንቋ ።(ቋንቋ) ብሙሴ በኪት። August 15, 2019 ቛንቋ ማለት ስምዒትካን ሓሳብካን ብድምጺ(vocal)ዝቃላሕ ናይ መራኸቢ መሳርያ (instrument of communication) ኮይኑ ከም ናይ ቃላት “ኣካል “በቲ ዝናገሮ ሕብረተ ሰብ ይግለጽ። ብቛንቋ እብራይስጢን (ዕብራይስጢ)ግሪኽን “ልሳን” ቀጥታ ንቛንቋ ከመልክት ከሎ ብትግርይናን፣ (ትግሪኛ) ኣምሓሪይና፣ (ኣምሐርኛ)ትግሬን፣ ከም ካልኣዊ ወይስ ከም ተመሳሳሊ “ቛንቋ “ ክንብል እንተደኣ ደሊና […]
Continue readingሳቡዕ ፡ ውለድ” መድሓራት (ምርቓ )ሚቱ ፡ለትርጉማ
“ሳቡዕ ፡ ውለድ” መድሓራት (ምርቓ )ሚቱ ፡ለትርጉማ። እብ ሙሴ በኪት 7/23/19 “ሽንጋላት “ምን ፡ብሊንቱ ፡ለዐዳ፡ እትና ፡ዎክ፡ ምን ፡ማንሳዕ ፡እት፡ ብሊን፡ ዐዳ ? ለልብል ፡ ረኤይ፡ በሊስ፡ እግል፡ ሀብ ፡ እፈቴ ። ፍትሕ ፡ መሓሪ ፡ ምን፡ ማንሳዓይ ፡ ለሓምስ፡ ትውልድ፡ መሓሪ፡ ለልብሎ፡ እናስ፡ አፍገረዩ ።(ድግም፡ ማንሳዕ ፡ገጽ፡10 ፡ርኤ/ይ) […]
Continue readingከንተያይ ዑቚባሚካኤል By Mussie Bekit
ሸሀድ ከንተባይ ( ከንተያይ) ዑቚባሚካኤል ወድ ከንተባይ ተስፋሚካኤል ቤት ( ኣብረሄታይ ) ቀደም ሞቱ ሑድ ደቃይቅ። እብ ሙሴ በኪት። (6/8/2019) (ምን እንክር ድማን (የማን) እት ሰልፍ ለልትረኤ ከንተባይ ዕቑባሚካኤል ቱ ንኡሽ እንደ ሀላ ) ኣዪ ነፈር ቃደም ሞቱ ክምላ ናይ ድያነት እምነቱ ሸሀድ ናቅም ። ዎ ናይ ዲያነት እምነት […]
Continue readingእብር ከኣፎ መጽእ? By Habte Fazega
እብር ከኣፎ መጽእ? By Habte Fazega Guest contributor from Germany June 11, 2019 ወልወል ኣይርዓት ፡ ናፍሕ ፡ ወዋላውል ፡ ኣይራዓትማ ፡ ልትከለስ ፡ እት ደነግቡ ፡ መለሕተይ ፡ ሀርስ ፡ ሌሐታ ፡ ግዬም፡ ተትሻብብ ፡ ሰኣዬት ፡ ዘርእ ፡ ብቅል ፡ ወፍሬ ፡ ኣፍያት ፡ ተኣቴ ። ለሔታማ ፡ […]
Continue readingThe Season of Commencements By Gherezgher Bekit
The Season of Commencements By Gherezgher Bekit 05/27/19 This is a season of excitement for it is the time students reap the fruit of their labor. Let me begin by congratulating you all, graduates and achievers graduating class of 2019, on your well-deserved success. It’s worth celebrating all your achievements […]
Continue readingሽንገላት By Dr. Yegin Habtes
ሽንገላት። By Dr Yegin Habtes May 24, 2019 እት፡ምድር፡መንሳዕ፡ሕጻን፡ስነት፡ሰብ፡ክም፡በጽሓ፡ክም፡እናስ፡እግል፡ልትዓለብ፡ወእት፡መሕበር፡እንዴ፡ፋግራ፡ምስል፡አበችቱ፡ዎ፡ዓባዪ፡ሓው፡ከፍ፡እንዴ፡ቤላ፡እግል፡ለተንሴ፡ዎልበለስ፡ዎክምሰልሁማ፡ክም፡ሰምዓት፡እግል፡ልሰመ፡ካእግል፡ልሽሀድ፡ዎለሽህድ፡ዎእግል፡ልሕጼ፡ዎልህዴ፡ሰልፍ፡እግል፡ልሽንግል፡ሀላ፡እሉ። ካ፡ሽንገላት፡ሚቱ፡ዎውላድ፡ተብዕን፡ከአፎ፡ሸንግሎ፣ እት፡ምድር፡መንሳዕ፡ሕጻን፡እብ፡ኖሱ፡አብዕረት፡እንዴ፡ጻምዳ፡ምን፡ሓርስ፡ዎሀዬ፡ሓበረ፡ሼከም፡ምን፡ለርኤ፡ዎዕምሩ፡ፍንጌ፡፲፮ (16)ዎ፡፳ (20) ፡ምን፡ገብእ፡እብ፡ፍትሕ፡መሓሪ፡እግል፡ልሸንግል፡ዋጅቡ፡ቱ። ሕጻን፡እግል፡ልሽንግል፡ዎክድ፡ሓዜ፡እት፡ላፈትዮ፡ዎላለከብሮ፡ሓሉ፡ዎይ፡ሑ፡አቡሁ፡እንዴ፡ጌሳ፡ሓንቴሁ፡እንዶ፡ትገሳ፡”አቨንግለኒ”፡ልብሎ።ላዶል፡ላለሸንግሎ፡ላሀላ፡እናስ፡ክም፡ፍትሕ፡መንሳዕና፡እት፡ማይ፡ብቅል፡ዎሓሊብ፡ላሓብር፡ዎእቡ፡ጽጋድላ፡መንዳላይ፡ላጣልል፡ዎእብ፡መላጼ፡ዎይ፡ላመት፡እንዴ፡ወዳ፡ዓርድ፡ላመንዳለይ፡ላጼ፡ዎለቨንግሎ፡ላዶል፡ላመንዳላይ፡ከርተለፍ፡ልብል፡ዎእደሁ፡ነስእ፡”ዎደሓረኒ”፡ልብሎ።ዎህቱ፡ዕምር፡ረዪም፡ርዝቅ፡ብዙሕ፡ሰቡዕ፡ላኢልትሀለቦ፡ዎኢልትከሶ፡ላሀባካ፡ዎእሊ፡ላመስል፡እትልብል፡ልድሕሮ። […]
Continue readingፐርመሶ ገረን ኣስፋሃን by Mussie Bekit
ፐርመሶ ገረን ኣስፋሃን ብሙሴ በኪት May 18, 2019 ወለድና ቀደም ብርቱዕ ጨው ዝመስል በረድ ዝተሓወሶ ዝናብ እንድሕሪ ሃሪሙ ካራ፥ መንካ ፥ምሳር ፥ፋስ፥ ካብ ሓጺን ዝተሰርሔ ዘበለ ነገር ኽሉ ይድርብዩ ኸም ዝነበሩን ምኽንያቱ እንታይ ኸም ዝኾነ ፕሮፈሰር ገረዝግሄር በኪት ኣብታ “ ሃብትን ጽባቐ ሃይገትን በየን ኣበለ“ኣብ ዝብል ዓንቀጹ ጠቒስዎስ ኣስፈሃ ድማኒ […]
Continue reading