Author Archives: admin
Audio Poems, written and read by Mussie Bekit – Tigre
Wed Labba – dedicated to the late Wer’Eseb Wed Labba General Zeremariam – dedicated to the late Gen. Zeremariam Azzazi
Continue readingPoem by Yassin Abrahim dedicated to Dr. Yegin Habtes
ዶር የጊን ህብቴስ ሚ ኢበል እብሚ ኣስተብደ ኣምር ኢሃለኮ ሚ ክም እወደ እግል እሊ እናስ ሓምደ።
Continue readingዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ኣባላት ማሕበር ውላድ ሃይገት ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ ፣
ማሕበርኩም ፣ ብኣሳልጦ እወንታዊ መደባት እተሰነየት ትኹን !!! ብቀዳምነት ፣ ከምቲ ደቂ ካልኦት ቀቢላታት ኤርትራ እውን ክጥቀሙሉ ዝርከቡ ዘለዉ ፣ ንስኻትኩም እውን ፣ ንሓድሕድኩም ክትራኸቡላ ፣ ክትላለዩላ ፣ ክትዋስኡላ ፣ ክትተሓጋገዙላ እትኽእሉ ማሕበር ከተቁሙ ምኽኣልኩም ብምፍላጥ ብዙሕ ከም እተሓጐስኩ እገልጸልኩም ። ከምዚ ኣብ ላዕሊ ተገሊጹ ዘሎ ፣ ማሕበርኩም እምበኣር ፣ […]
Continue readingFrom the perspective of health and well-being: One must be in charge of their own health.
By Aziza Awate RN,MSN May 29, 2016 From the perspective of health and well-being: One must be in charge of their own health. Please allow me to get to the purpose of writing this inquiry. Since I am in the health care field and focusing on health and wealth is […]
Continue readingPoem by Yassin Abrahim dedicated to mothers.
እም ዋልዳይት ርሕማይት ዓጥባዪት ሻላሊት..ጫጋሪት። ስዕ ሸሄር ዲብ ካብዳ ወደኮ እክል ዎ ማይ እብ ኣፉሃ መወንኮ ውቃት ክም ኣክላ ምን ርሕማ ወለድኮ። ሓሊብ ምን ጥባ ሰተኮ–ረወኮ ዲብ ሕቅፋ ቃሰንኮ–ሰከብኮ ጥዕም ናብራሃ ባልዓኮ እብ ጣሰሶት እደሃ ዎ ራሕማታ ዓበኮ። እላታ እም ክም ሰልሃ ኣለቡ ዓድ ዓድ ኢልትበሃል እም ሓቆ ኢኣለቡ።
Continue readingሳፋላል – ምን፡ ያሲን እብራሂም 4/19/2016
ሳፋላል ላ ምድርየ ሻላል ላ ብሩድ ሻማል፣ ማሓዛት ዎሮራ በልታ ዎ ደንጉራ ገለብ ምሕላብ ምስል ኢራ፣ ሳፋላል….. እክሉ ዎላ ማዩ ስብኡ ዎ ላ ንዋዩ እመኑ ዎላ ዕጨዩ ጋድሞታቱ ዎላ ኣድብሩ፣
Continue reading