ግደ ዕርክነት ብ ወልደስላሴ ተስፋይ ዕመር

ኣብ ሓምሻይ ጉባኤ ሃይገት ብዙም ዝተኸየደ ዝቐረበት ጽሕፍቲ፡ ብወልደስላሴ ተስፋይ ዕመር። September 25, 2021 ክልተ ሰሙን ቅድሚ ናይ ሃይገት ጉባኤ ጸጋ ዘርኢማርያም ተሓጋጋዚት ኣዳላዊት ጉባኤ: ደዊላ ጉባኤ ሃይገት ብዙም፡ ከነካይድ ስለ ዝኾና፥ ዝኾነ ኣርእስቲ ኣልዒልካ ጠቓሚ ኢልካ ዝሓሰብካዮ ካብ ዓሰርተ ደቂቅ ዘይበዝሕ ሓደ ጽሑፍ ወይ ሓተታ ኣቕርበልና ኢላትኒ። ኣነ ከኣ፡ […]

Continue reading