በዐል ፡ ምዕል ፡ ዐባይና፡ ገዚረት By Mussie Bekit

በዐል ፡ ምዕል ፡ ዐባይና፡ ገዚረት። እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። 04/06/2020 ፍድብ፡ ዎ፡ ሐጣር፡ እግል፡ ተዐብት፡ ሌጣ፡ ቅጡም፡ ኢኮን። ንግስትታት፡ ኣዋልድ፡ ኣንስ፡ ምን፡ ተብዐት፡ ዎ፡ ኬን፡ ናይ፡ ፍርስነት፡ ታሪክ፡ እንደ፡ ኣትራባያ፡ ላሓልፋያ፡ ብዝሓት፡ ተን። ንግስትታት፡ ሌጣ፡ እንደይ፡ ገብኣ፡ ብዕዳት፡ ኣዋልድ፡ ኣንስ፡ ዲብ፡ ሕራበት፡ ምን፡ ገብእ፡ ዎ፡ ወራር፡ ዐድ፡ ቃጻፍ፡ ኣባይ፡ ለሳባራያ፡ […]

Continue reading

Coronavirus Covid -19 By Aziza Awate

Coronavirus Covid –19 By Aziza Awate 3/17/2020 (COVID-19)- is a virus (more specifically, a coronavirus) identified as the cause of an outbreak of respiratory illness first detected in Wuhan, China. Coronavirus disease 2019 (COVID-19) is an infectious disease caused by the virus strain severe acute respiratory syndrome, this virus becoming […]

Continue reading

ኮሮና-ቫይረሦ (ኮቪድ-19) By Aziza Awate

ኮሮና–ቫይረሦ (ኮቪድ-19)። (Coronavirus:Covid-19) By Aziza Awate 3/17/2020 *አግል  ሙሉእ  ኢድንያ  ናይላ ኢተአማማ ፈርሃት  ዎ  ዓርዓዳይ  ካሪ  ላሃላ  ሕማም  መሰመም  ሳናቡእ (coronavirus (Covid-19) ኮሮና-ቫይረሦ (ኮቪድ-19)። ኣስክ ላ ድቁብ  ዊሒዝ  ሓልፍ  ክልና እብ  ሕበር  ላላትሓዘ   ዎላ   ልትቃደር     እግል   ማድሐኖ   ነፍስና   ዎዕያልና  ለገብእ ኣግቡይ እግል  ንሕዜ  ዎ  ናኣምር  እትዓልጣጥ። *እሊ  ጅንስ   ሕማም   ላጻብጣዩ […]

Continue reading

እት : ናብዕ:  ረኤክዎ : መሓዛትና  by Mussie Bekit

እት : ናብዕ:  ረኤክዎ : መሓዛትና  (Weeping Rivers)       ( ክነብዕ :  ርእየዮ : ሩባታትና ) ሙሴ በኪት 03/03/2020   እት:  ናብዕ:  ረኤክዎ:  መሓዛትና:  ጀለም:  ልብል    ኢካራ:  ቅሩሕ:  ዎ:  ረበል     ኢካራ:  ላባ:  ዎ:  ምጽብ:  ለክልኦት: ሰብ: ደኣል     እሊ:  ሕልም:  ኢመስለኒ: ዎ: በሀል     ሰፈላል:  ቦም:  ለዲማ:  ኢትትከሀል:: ጨንባ:  እቶም:  ለአርድ እማትና:  ዎ:  አባችና: ሰፋለለው ለምስሎም:  ዐበው: ዎ: ተልሀው ለእቶም:  ተሐጸበው:  ዎላ: ምኖም: ሰተው:: ምልጭ: ሰፋለለው: ለአልፍ:  ጸዐዲ:  ዐጣላትና: ዎ:  ሰፋለለው:  ለአልፍ: ንዋይና:  ኢካራ: ኣልጌና ምን: ሰሙይ: ሰተ: እብ: ትግራት: ላእንሻትፋ: እብ: እደይና እግል:  ኢኣትአዝሞም:  በሐር:  ገአት: ፍንጌና ኣናማ:  ምስሎም: እናብዕ: ዎ: አብል: ጀለም ለእግላ:  እወደ:  አለብዬ:  ሕሻካ: ምንኬና:: እትሐሰበካ: ሀለኮ: እምባ: ዛውል       አትኣዝሞም:  እልዬ: ገበይ: ባስር: ዎሓውል       በዐል: ኤማን: እንታ: ክሉ: ተአምር: ዎትካውል::       ዎእት: ሐሰበካ: ሀለኮ: ደብር: ሓሊብ: ክም: ስሙ       እንታማ:  ኣትሐለ:  እግል:  ልእዘሞ       ” ዝብኢ ናብ ጎረቡ ” ሰብ: ዲብ: ኣደሙ::

Continue reading

መንቱ፡ ላሊ፡ ለኢሰክባ? by Mussie Bekit

መንቱ፡ ላሊ፡ ለኢሰክባ? እብ፡ ሙሴ፡ በኪት። 02/28/2020 መንቱ ፡ ላሊ ፡ ለኢሰክባ? ኣከሪት ፡ ለክሪት፡ ጀብለቱ ደርሆ ፡ ተብዓት ፡ ለሰለስ ፡ ወክድ ፡ ልርኤ ፡ ሰዓቱ ህመም ፡ ወድ ፡ ገሜነ ፡ ለለትጫፍር ፡ ዲብ ፡ ደብዓቱ ገመል ፡ ለሹሙት ፡ ጀልወቱ ኣቤር ፡ ግሱይ ፡ እት ፡ ከልወቱ […]

Continue reading

ክልኦት ውላድ ቤኪት

ክልኦት ውላድ ቤኪት By Yassin Abrahim 2/22/2020 ክልኦት ውላድ ቤኪት ሰብ ሓበን ወ ምርወት ሰብ ኤማን ወ ኣማነት ሰብ ጋጽ-ማሕበርና፡ መሓበር ውላድ ክልኦት ሃይጌት። ክልኦት ማጦር-ሕድ ባጥሮ ክልኦት ምስል መክሮ ክልኦት ምስል ሓድሮ ክልኦት ምስል ቃትሎ ክልኦት ምስል ሃይቦ ። ውላድ ዓድ-መሓሪ፡ ፍልቅ ዓድ-ቡላ እኪት ወ ሰነት ምስል ልትሓዎላ ዕልም […]

Continue reading

ዐዳት ወነበሪ  by Tekle Mebrahtu

ዐዳት ወነበሪ     by ተክሌ መብረሀቱ February 16, 2020 ዐዳት ለልትበሀል ዎሮ መዕየ አው ምጅተመዕ እብ ሕበር እንዴ ትከበተዩ ለወድዮ፡ ወምን ግም ቀዳም እት አግማም ሓር ለለሓልፍ ለመድ ቱ።ዐዳት  ብዙሕ ለሸምል ቱ። እግለ መሰል ክም አግቡይ ወአብሳር መንበሮ፣ልበስ፣ሰርጎ፣ደረጀት (ዕልም)፣መቅርሕ ህዳይ፣ሕጻይ፣ስመያት፣እተባት፣ሞት፣ሰዋልፍ፣መሕደሮ፣መግዕዝ፣ሐርስ፣ርዕዮ፣ተዋብ፣ርዝቅ፣ህግያ..ወለመስሉ የም አለቡ መጀላት እት ሕድ ለከምክም ቱ።

Continue reading

አስማት ሹመት ቀዳሞት

አስማት ሹመት ቀዳሞት። ብሙሴ በኪት። February 5, 2020 ቅድሚ “ከንቲባ “ዝብል ስም ሹመት “ቃል ሃጸይ“ ይበሃል ነሩ። እዚ ከንቲባ ዝብል ቃል ካብ ዓዲ አምሓራ ዝመጸ ይመስል። ሹማምንቲ ኣምሓራን ከበሳ ኤርትራን መንሳዕን ብከንቲባ ክፍለጡ እንከለዉ ሹማምንቲ ማርያ ግን ብ“ሹም “ እዮም ዝፍለጡ ነሮም። ንኣብነት ሹም እዙዝ፤ ሹም ሕመድ፤ ሹም እብራሂም ክጠቅስ […]

Continue reading

ከንቴባይ ፡ ብእምነት ፡ ወድ ፡ ቴድሮስ (መንሳዕ ፡ ቤት ፡አብረሄታይ)

ከንቴባይ ፡ ብእምነት ፡ ወድ ፡ ቴድሮስ (መንሳዕ ፡ ቤት ፡አብረሄታይ) እብ ፡ ሙሴ ፡ በኪት። January 31, 2020   ከንቴባይ ፡ ብእምነት ፡ ወድ ፡ ከንቴባይ ፡ ቴድሮስ ፡ ዲብ ፡ ፍንጌ ፡ ሰነት፡1815፡ ዎክ፡1820 ፡ ዓመት ፡ ምሕረት ፡ ትወላዳ። አቡሁ ፡ ከንቴባይ ፡ ቴድሮስ ፡ እት ፡ […]

Continue reading