ሓዲሸ ዓመትን ማሕበርና ውላድ ሃይገትን ብ አኽሊሉ ልጃም

ሓዲሸ ዓመትን ማሕበርና ውላድ ሃይገትን አዛ ዓመት 2022 ምበር ተወዲኣ ሕማቕን ጽቡቕን በሊዓ በሉ ሃየ: ሐሕማቑ ንጉሓፎ፡ ጸጽቡቑ ንሕቖፎ ተስፋ ንቀነት ንራህዋ ቅሳነት 2023 መርሓባ ንበላ ብፍቕሪ ንቀበላ ዋንኣ፡ ረቢ እንካብ ኮነ ሳልኡ እሞ እንታይ ተሳእነ ሰሰናዩ ጥራይ ንሕና ንመነ ትምኒት ሓድሽ ዓመት ኣብ ክንዲ ህውከት፡ ሰላም ኣብ ክንዲ ምብትታን፡ […]

Continue reading

ኣያ ዓልና፡ ወ ኣያ ሃለና by Yassin Abrahim

ኣያ ዓልና፡ ወ ኣያ ሃለና ያሲን ( ግረነት) ኣብራሂም 6/13/2022 መንሳዕ ኣያ ዓልና፡ ኣዜ ኣያ ሃለና ኣፎቱ፡ ዛዓትና ቃወና– ራሳዓና ኣፎቱ ክቱብና / ትግራይት ኣብደና ክቱብ ፍደል ትግራይት / ትግርኛ እት መንሳዕ ወለደት፡ ዲብ ገለብ ድገና ዲብ እሊ ዘበን ሓር ታራፍና። ኣፎ ኢእንከትብ ታሪክና፡ ታሪክ መንሳዓና ወቃይ ሸያምና፡ መሻይክና፡ ወ […]

Continue reading

እግል ነስተብህል እቱ ለሃላ እልና ገሌ ቃላት ህግያ ትግሬ። ራብዕ ክፋል እብ ሙሴ በኪት

እግል ነስተብህል እቱ ለሃላ እልና ገሌ ቃላት ህግያ ትግሬ። (ለራብዕ ክፋል) (ጉራማለ ትግሬን ትግርኛን) እብ ሙሴ በኪት ። 3/3/2022 ዋድቅ ። ጻሕ ቢሂል። ምን ሮሻን ለወድቃ ሼይ (ካብ ርሻን ዝወደቀ ነገር) ንበሎ። ምን ውቁል ሺይ እብ ሳሓቢት ዎክ ሓናጊት (gravity)ለወድቃ። (ለሓናጊት ምንላ “ሓነግ” ለብል ቃል አፍገርክዋ) ዋድቅ፡ ቱ። ብቅመት፤ ግዕሸት፡ […]

Continue reading

እግል ነስተብሀል እቱ ለሀላ እልና ጌለ ቃላት ህግያ ትግሬ። እብ ሙሴ በኪት

እግል ነስተብሀል እቱ ለሀላ እልና ጌለ ቃላት ህግያ ትግሬ። (ሳልስ ክፈል) እብ ሙሴ በኪት። 1/29/2022 ማጣ። እንዴ ሓለፋ ሃባ ። (ኤሕሊፉ ሂቡ ንጸላኢ) ለካልእ ትርጉማ ሀዬኒ” ኣብ ፍላን እንዴ ሎሄይ ሸሓን ማጠኒ “። “ኣቦ ኽስቶ እስቲ ኦቲ ሸሓኒ ሃበኒ ግዳ”። ማጣ። ምምጣጥ ። እግላ ፕላስቲክ ማጣጥክዎ ። ነቲ ፕላስቲክ መጢጠዮ። […]

Continue reading

ግደ ዕርክነት ብ ወልደስላሴ ተስፋይ ዕመር

ኣብ ሓምሻይ ጉባኤ ሃይገት ብዙም ዝተኸየደ ዝቐረበት ጽሕፍቲ፡ ብወልደስላሴ ተስፋይ ዕመር። September 25, 2021 ክልተ ሰሙን ቅድሚ ናይ ሃይገት ጉባኤ ጸጋ ዘርኢማርያም ተሓጋጋዚት ኣዳላዊት ጉባኤ: ደዊላ ጉባኤ ሃይገት ብዙም፡ ከነካይድ ስለ ዝኾና፥ ዝኾነ ኣርእስቲ ኣልዒልካ ጠቓሚ ኢልካ ዝሓሰብካዮ ካብ ዓሰርተ ደቂቅ ዘይበዝሕ ሓደ ጽሑፍ ወይ ሓተታ ኣቕርበልና ኢላትኒ። ኣነ ከኣ፡ […]

Continue reading

እግል ነስተብህል እቱ ለሀላ እልና ገሌ ቃላት ትግሬ። እብ ሙሴ በኪት።

እግል ነስተብህል እቱ ለሀላ እልና ገሌ ቃላት ትግሬ። ካልኣይ ክፈል። እብ ሙሴ በኪት። 12/07/2021 1. ንዬት። ሰኒ ቃልብ ቱ ወ፡ እኩይ ቃልብ ቱ። ወ፡ ሓዚ ቱ። “መለሄይ ንያትካ ብዬ” ሐዜካ ሀለኮ በሀለት ቱ ። “ዮም ለጎሮብዬ አከይ ንዬት ወዳ” ኣካላተይ ሎሚስ ቀጨውጨው ኢልዎ ኣሎ” በሀለት ቱ። ንዬት ሀዬኒ “ፋያገት፥ ቱ […]

Continue reading