ሓጫር ሕላየት እግል መፍቃዲ ኣብረሄት ጨዋይ by Gerzgiher Bekit

ሓጫር ሕላየት እግል መፍቃዲ ኣብረሄት ጨዋይ እብ ገረዝግሄር በኪት 08/10/2020 ኣብረሄት ወለት ጨዋይ ወለት ኣስመራ ኢበለኪ ማ ወለት ገለብ ኣዳምኪ ብዙሕ ቱ ማን ዎድገለብ ኣርሄት ወለት ጨዋይ ለበዓል ኣማን ወለት ጅቤት እንቲ ወለት ጁክት ወለት ዕትማን ሕት ናፋዕ ወድ ዕትማን ለመስኒ ኢኖ ሊትማን ለእግል መንሳዕ በዓል ሓበን ዎኤማን እም የታይም […]

Continue reading

ርፋዕ፡ንሳል፡ዲብ፡መስኒ፡፡ዎ፡ፋታይ by Dr. Yegin Habtes

ርፋዕ፡ንሳል፡ዲብ፡መስኒ፡፡ዎ፡ፋታይ። እብ፡ ደ/ር የጊን፡ህብቴስ፡ እት፡ ምድር፡ መንሳዕ፡ አቡዕቦታትና፡ ዎአባችና፡ ቡዙሕ፡ ስርዓት፡ አፍታሓት፡ ዎ፡ዓዶታት፡ ዓላ፡እሎም፡ ገሌሁ፡ አስክ፡ ዮም፡ ናብዕሎ፡ ዎነከብሮ፡ ሀሌና። ዎገሌሁ፡ዲ፡ ምድር፡ ዐ ለዮ፡ ዎመዓየሸት፧ ምድን፡ ቀትሎ፡ ሀላ። ዎሮት፡ ምንና፡ መይት፡ ለሀላ፡ ዓዶታትና፡ ርፋዕ፡ን ሳል፡ቱ። እሊ፡ሚቱ፧ ምን፧ ትብሎ፡ አተንሱኒ፤ እት፡ ላሓልፋ፡ ኣዝቡን፡ እናስ፡ ወአት፡ማ፡ ብዕራይ፡ አክላ፡ ሓርዳ፡ ላንሳል፡ ላ፡ ወአት፡ […]

Continue reading

ደሓን፡ ለሃባካ፡ ኣያ፡ ገብረስ፡ ወድ፡ እስጢፋኖስ። by Mussie Bekit

ደሓን፡ ለሃባካ፡ ኣያ፡ ገብረስ፡ ወድ፡ እስጢፋኖስ። (ኣቡና ገብረስ እስቲፋኖስ ሐመድከር እት ሰነት 1922 ወርሕ 8 ዕለት 26 እት ገለብ ትዋላዳ ዎእት ሰነት 2020 ወርሕ 8 ዕለት 30 ምን እላ እድንያ እት ከረን ዓራፋ ዎእት ገለብ ትቃባራ) ምን፡ ሙሴ፡ በኪት። ደሓን ለሃባካ ጽዕዱይ፣ ጭሎይ ጨላሞ። እብ ሕውራረት ለፋጃዓካ፣ ለእደዩ እንዳይ ትሳለሞ። […]

Continue reading

ንዓለምና ብሓደ“ቋንቋ”ዘዛርብ ዘሎ ኮሮናቫይረስ። by Mussie Bekit

ንዓለምና ብሓደ“ቋንቋ”ዘዛርብ ዘሎ ኮሮናቫይረስ። ብሙሴ በኪት። “ታሪኽ ንርእሱ ይደግም “ይበሃል። እወ!ታሪኽ ንባዕሉ ብኻልእ መልክዑ ንርእሱ ይደግም እዩ። ብኻልእ መልክዑ ኪብል(ኽብል) እንከለኹ ካብቲ ቕድሚ ሕጂ እቲ ታሪኽ እተሰርሓሉ ግዜ፡ ዝነበረ፡ ተዋናይን እንተ ሰብ ዀይኑ ወይስ ናይ ተፈጥሮ ሓደጋታትን መዓትን እንተላይ ግዜ፡ ፍልልያት ይሃሉ ድኣ እምበር ናይቲ ድግመት ተግባርን ሳዕበናቱን ዳርጋ ይመሳሰል […]

Continue reading

እከለት። (ገዓት) by Mussie Bekit July 8, 2020

እከለት። (ገዓት) እብ ፡ ሙሴ፡ በኪት። እላ፡ እከለት፡ ወለቼ፡ ኣርያም፡ መሓሪ፡ ታ። “እከለት፡ ለልብል፡ ቃል፡ ምንላ፡ “እክል” ለልብል፡ ቃል፡ እንደይ፡ ፋግራ፡ ኢተርፍ ፡እብል፡ አና። እከለት፡ ኦሮ፡ ምንላ ፡ ፍቱይ፡ ወእሙር፡ ሙነትና፡ ዎክ ፡ ሕንክልና፡ ታ።ክምላ፡ ጢላን፡ መሀነን፡ ሸውሀቶም፡ ምስል፡ ስፓገቲ፣ ወከበሳ፡ ምስል፡ ጣይታ፣ ወኢትዮጵያውያን፡ ምስል፡ ጥሬ፡ ክቶፎ፣ ወእስያውያን፡ ምስል፡ ሩዝ፡ […]

Continue reading

ገዓት (እከለት) by Mussie Bekit July 8, 2020

ገዓት (እከለት) ብሙሴ፡ በኪት። እዛ ገዓት ናይ ኣርያም መሓሪ እያ ገዓት ዚብል፡ ቃል ካብቲ “ገዓተ” ዚብል ግሲ ዚወጸ እዩ። “ገዓተ” ማለት፡ “ንሓርጫዊ ነገር ኣብ ፈሳሲ ብምእታው እናዀሰ ዓጺቕ ልዕጣጥ ነገር ኣዳለወ፡ ማለት እዩ።” ከምቲ ኢጣልያውያን እቲ ፍቱውን ብሉጽን መግቦም ፓስታ ስፓገቲ ከም ዚዀነ ኵሉ፡ ከምቲ ደቂ ከበሳ እቲ ፍቱውን ብሉጽን […]

Continue reading

ፋካ፡ እት፡ ኣፍ-ዓበድ (ኣፍዓበት) ትትፌደ። እብ ፡ ሙሴ፡ በኪት

ፋካ፡ እት፡ ኣፍ-ዓበድ (ኣፍዓበት) ትትፌደ። እብ ፡ ሙሴ፡ በኪት 6/25/2020 እትላ፡ ገኣ፡ ልግባእ፡ ወክድ፡ ለተሀገዎ፡ ወላ፡ ወደዎ፡ ዎክ፡ ምን፡ ሀይባይ፡ ለንትከበቶ፡ ህያብ፡ ማ፡ ህድየት፡ ብዙሕማ፡ ዐለቦት፡ ወሓሰቦት፡ ወፈያገት፡ ኢልትሀየቦ፡ ገብእ። እግልሚ፧ ምን እንብል፡ ክም፡ ልሙድ፡ ወክም፡ አመል፡ ልትሓሰብ። እሊ፡ ልግባእ፡ ዲኢኮን፡ ዲብ፡ ወክድ፡ መሓገዝ፣ ወክድ፡ ጸገም፣ ወክድ፡ ሕማም፡ ወጽማም፣ ወክድ፡ […]

Continue reading

“ውዕለታ ኣብ አፍ-ዐበድ(ኣፍዓበት) ትፌደ” by Mussie Bekit

“ውዕለታ ኣብ አፍ-ዐበድ(ኣፍዓበት) ትፌደ” (“ፋካ፡ እት፡ አፍ-ዐበድ(ኣፍዓበት)፡ ትትፌዴ”) ብሙሴ በኪት። June 25, 2020 ኣብ ዝኾነ ይኹን ግዜ እተርዘበን ወይ እተገብረን ወይ ካብ ወሃባይ እንቕበሎ ህያብ ምንልባት ክንዲ’ቲ ኣቓልቦ (ኣቕልቦ)ኣይወሃቦን ይኸውን፡ ምኽንያቱ ከም ልምዲ ስለ ዚቘጸር። ይኹን እምበር፡ ኣብ ግዜ ጭንቂን፣ (ጭንቕን) ኣብ ግዜ ሕማምን፣ ጥመትን፣ ውግእን፣ ስደትን፣ ናይ ተፈጥሮ ሓደጋን፣ […]

Continue reading