ሌላ ምስ ፍትሕ መሓሪ – ሳልሳይ ክፍሊ by ብሙሴ በኪት

ሌላ ምስ ፍትሕ መሓሪ ። ሳልሳይ ክፍሊ። 07/24/21 by ብሙሴ በኪት። ኣብቲ ካልኣይ ክፍሊ ኣቦሓጎና መሓሪ፡ ብዛዕባ መርዓን ስድራ ቤታዊ ዝምድናን ዝሙትን (Marriage, family Relationships, Sexual Immorality) ኣብቲ ፍትሑን ስርዓታቱን እንታይ ደንጊጉ ወይ ሓንጺጹ ከም ዝነበረ ርኢና ነይርና። ሕጂ ኣብዚ ሳልሳይ ክፍሊ እቲ ራብዓይ ኣርእስቲ (4) ፍትሕ (Divorce) ሕድጎ ብቋንቋ […]

Continue reading

ሌላ ምስ ፍትሕ መሓሪ። ብሙሴ በኪት ካልኣይ ክፍሊ።

ሌላ ምስ ፍትሕ መሓሪ። ካልኣይ ክፍሊ። 07/08/21 ብሙሴ በኪት። ኣብቲ ቀዳማይ ክፍሊ ፍትሕ መሓሪ ብመን መዓስ ናይ ሕልና ሕጊ ኾይኑ ከም ዚወጸን “ወዲ” 420 ዓመት ምስ ኰነ ገለ ኻብኡ ብቅሺ ሮደኝ (ሩደን) ኣብ 1913 ብጽሑፍ ከም ዚሰፈረ ኣብ ትሕቲ ክልተ ኣርእስቲ ሕጽር ብዚበለ መልክዑ ሪኢና ነይርና። እተን ክልተ ኣርእስቲ ግደታታትን […]

Continue reading

ሌላ ምስ ፍትሕ መሓሪ። ብሙሴ በኪት ቀዳማይ ክፍሊ።

ሌላ ምስ ፍትሕ መሓሪ ናይ መንሳዕ ። ቀዳማይ ክፍሊ። 07/03/21 ብሙሴ በኪት። ብመጀመርያ ፍትሕ መሓሪ መዓስ ከም ናይ ሕልና ሕጊ ወይስ ፍትሕ ኰይኑ ኣብ ናይ ነፍሲ ወከፍ ወድ ሃይገት መንሰዓይ  ጽላት ልቢ ዚተጸሓፈሉ እዋናት እስከ ንርአ። መንሰዓይ (ማንሹ) ኣብ 1368 ካብ ኣቦ ሓጎኡ ሹም ደፈረ ዓዲ ተከለዛን (ሓማሰን) ንሃይገት ተረስትዩ […]

Continue reading

ዳሓንዓል ኣብራሃም ሓሰብኣነቢእ -ወድ ጋብሻ by Yassin Abrahim June 16, 2021

ዳሓንዓል ኣብራሃም ሓሰብኣነቢእ –ወድ ጋብሻ እኩይ ስማዕ ሳምዓኮ መርድእ እብ ሞት ኣብራሃም ሓሰብኣነቢእ ዓቢ እናስ ዋድቃ፡ መን ኣካኑ ደብእ በዓል ሰኒ ውዳይ ዓላ፡ ላ ያታይም ለደፍእ ወ ርሕማይ ዓላ፡ ሕጉዝ ለረድእ። ገለብ ሓቆሁ፡ መን ልታምናያ ሓብና ሓቆሁ፡ መን ልትዛያራ ወ መሓዝ ጋባና፡ መን ወርዳ። ሖሉ ሖል ራማዳን ቱ—ጾም ኣቡየ ልልእከኒ […]

Continue reading

ሓምደ; ምስጋና, Many thanks

ኣቡና ኣብራሃም ሓሰብኣነቢ 1940-2021 ድግም ሐዮትካ እግል ክልዶል ምን ልብና ኢበዴ። ክቡራም ዎሓይሳም ሓው ዎሓዋት፥ እብ ሰበት ላኣትደፋፎኦትኩም እግልና ዎመጦርና በጢርኩም ዏፍቲኩም ዎክምሰልሁማ እባ እግል ፋቂድ ዋልዳይና ላኣስማዕኩሞ ሰኒ ሰመዕ ሽሙይ ነሓምደኩም’።   እኪት ትስረረኩም ወደሓን ትዒረኩም። ጼዋ ቤት መርሑማይ ኣብራሃም ሓሰብኣነቢ     ነፍሰሄር ኣቶ ኣብራሃም ሓሰብኣነቢ ዝኽርካ ወትሩ ካብ […]

Continue reading

Graduating Class of  2021

Graduating Class of  2021 05/28/21 Every year, whenever possible, the Board congratulates and honors the graduates of KWH family on behalf of the association. The idea is to highlight and recognize their achievements and hard work.  This year, 2021, we proudly present the following graduates in a random sequence. The […]

Continue reading

ዕጨይ ከደን ወፍሬ ከደን። እብ ኑርያ ዐውቴ

ዕጨይ ከደን ወፍሬ ከደን። እብ ኑርያ ዐውቴ። 03/06/2021 እት ዐድና ኤርትራ ዝያዳ ለእታ ወለድኮ ወዓበኮ ሃይገት ጸዐዳ ወኣዋልዳ ገለብ ወምሕላብ ወድዋራቱ ፍሬ ከደን ምን ገብእ ወሓመሊት ከደን ረቢ ሞላይ እግል ሙነት ውላድ ሚናኣድም ለሀበዩ ዎ ክምሰልሁማ ብዙሕ ኣቃጥፍ እግል ስራይ ለናፍዕ ሀላ። ከሓድ ኮድዬ (ዐቅምዬ) ምን እሊ እንደ አንበትኮ እከርዮ። […]

Continue reading

ገለብ ሰነት ሳብዒን By Yassin Ibrahim 12/30/2020

ገለብ ሰነት ሳብዒን By Yassin Ibrahim ሰነት ኣልፍስዕምእት ው ሳብዓ እላ ሰነት ዲማ ኢእትራሳዓ ኣድማይ ኣዳምየ እትሖላ ቱ ላትካዓ። ሕራምና ክም ዕጨይ ናዳያ’ት ኣብያተን ደመን ዋሓዛ’ት ኣፍያተን ዓራጋያ’ት ዓስተር ጻሎተን። ኢትትዘመት ዘመተት ገለብ ድገና ጦርሳራዊት–ክማንዶስ ዘምተዎ፡ ላባዓልደሓን ሻዓብና እሳት ከረው እትላ ግሩም ኣብያትና/ ማራብዕና ክም ሃቡይ ‘ት ደብር ኣትመየዎ ላሳብና […]

Continue reading