Tigrina poem dedicated to Tigre language by Musie Bekit

እንታይ የዕግበኪ ? ብሙሴ በኪት::       ( ኣነ ይሓትት ) እንታይ የዕግበኪ ክቡር ዙሃር* ወይስ  ዘመን ኣምጽኦ ክብርቲ መኪና ? ወይስ ካብ ገነት ዝተጠልበ ሙዑዝ * * ጨና ? እዚ ኽሉ ንፍቅርኺ ዝምጥን እንተ ኾይኑ ብግልጺ ንገርኒ ይወረ ይኹን ዜና እዚ ኹሉ ንልብኺ ዝሰልብ እንተ ድኣ ኾይኑ ኣንቲ […]

Continue reading

Poem by Yassin Abrahim

ገብረ ረቢ ራሓመቱ ላሃባካ ልእከት ሽማገሌ ክ.ው.ሃ. ረከብኮሃ እብ ሻፋግ ከፈትኮሃ ዎ ቃርኣኮሃ ። እኩይ ከበር ሳምዓኮ…ቃርኣኮ ገብረ ወድ እያሱ ክም ሞታ ኣመርኮ ። እናስ ዓድ- ዓይላይ፡ ወድ ቤልታ ርሒብ ላጋድሙ ወድ ድጌ ገለብ ላብዙሕ ኣዳሙ ምልጭ ዋዳ እንደይ ኢእሳምዕ ሕማሙ ። ማዓቢት ሕና፡ በልታ ዎ ገለብ ውህር ቱ በዓል […]

Continue reading

Carbon monoxide danger by Aziza Awate

What Can We Do to Protect Our Family, Relatives, and Friends from Carbon Monoxide Poisoning and Have a Safe Home and Safe Environment During our January 7, 2018 KWHNA monthly teleconference, a member shared a serious event related to Carbon Monoxide poisoning that ended fatally. What a heart-breaking discovery. The discussion […]

Continue reading

Poem by Gerezgiher Bekit in response to Yassin Abrahim poem

ኣሰናይካ  ዎያሲን ሑና ምን ገረዝጊሄር በኪት  09/05/2017   መርሓባ ወድ ኣብ ንስሪት እናስ ዓድ ቡላ ለበሓር እትሓናብጽ ከሬት ጀበላ ሞጅ ቅጹብቱ ራዲኢት ተስትህላ ሃይገት ሻቀለት ምን ገለብ ኣስክ መዓቡላ ምርወት ዎመራነት ልትከሎላ እኪት ዎሰኔት ምስል ልትሓዎላ። ረቢ ኣርኤና ኣዳም እት ላትሓሌ እኪት ትስራራካ ኣባይካ ልትገሌ ስቱታም ዓልና ለገበይ እግል ንዋሌ […]

Continue reading

Poem by Mussie Bekit dedicated to Yassin Abrahim

ያሲን ኢብራሂም ላራብዕ ‘ ወድ ኖህ’ ምን ሙሴ በኪት  ኖህ ናግፋ ምንላ ውሒዝ ምስል ሰለስ ውላዱ ታሪክ ኖሱ ደግም ክም ምራዱ። ማይ ኣይህ ረኤና ሸር ፈኑ ላያሲን መላጭ ቤላ ምኑ። ኣሰናይካ ወድ ሕሩጥ ሰይፉ ወድ ዓመኬሌ እንታ ወድ ብዙሕ ኣዳሙ እልፉ። ዋጅብና ወደና ለክትፈት ከኣፎ ሰክብ እንታ እት ተርህ ዎክ […]

Continue reading

Poem by Yassin Abrahim after the rains and floods of Harvey

ሓምደ ዋላውል ፡ ወ ዘላይም ሃርቪ፡ ኢሊቱ ኢልትበሃል ዓቢ ወ ንኡሽ፡ ጽጉብ ወ ድቡር፡ ሕበር ለትማህልል ረቢ ፡ እኪት እግል ለኣቅልል ሓምደ፡ እግሉ–ሞላይ፡ ዛራ ሓቆ ስስ/6/ ምዕል። ሰብ ሃይጌት ወ ኣክጀልኮ፡ ላዋሓይዝ ምን ገለኒ ኣዳምየ ወ ኣክሰርኮ፡ ላ ማያት ምን ሸርበኒ እትመሃለል ዓልኮ፡ እግል ለኣንግፈኒ ላጻሎትኩም ብዙሕ ሰደተኒ። ክልኦት ውላድ […]

Continue reading