ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ኣባላት ማሕበር ውላድ ሃይገት ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ ፣

ማሕበርኩም ፣ ብኣሳልጦ እወንታዊ መደባት እተሰነየት ትኹን !!! ብቀዳምነት ፣ ከምቲ ደቂ ካልኦት ቀቢላታት ኤርትራ እውን ክጥቀሙሉ ዝርከቡ ዘለዉ ፣ ንስኻትኩም እውን ፣ ንሓድሕድኩም ክትራኸቡላ ፣ ክትላለዩላ ፣ ክትዋስኡላ ፣ ክትተሓጋገዙላ እትኽእሉ ማሕበር ከተቁሙ ምኽኣልኩም ብምፍላጥ ብዙሕ ከም እተሓጐስኩ እገልጸልኩም ። ከምዚ ኣብ ላዕሊ ተገሊጹ ዘሎ ፣ ማሕበርኩም እምበኣር ፣ […]

Continue reading

Poem by Yassin Abrahim dedicated to mothers.

እም ዋልዳይት ርሕማይት ዓጥባዪት ሻላሊት..ጫጋሪት። ስዕ ሸሄር ዲብ ካብዳ ወደኮ እክል ዎ ማይ እብ ኣፉሃ መወንኮ ውቃት ክም ኣክላ ምን ርሕማ ወለድኮ። ሓሊብ ምን ጥባ ሰተኮ–ረወኮ ዲብ ሕቅፋ ቃሰንኮ–ሰከብኮ ጥዕም ናብራሃ ባልዓኮ እብ ጣሰሶት እደሃ ዎ ራሕማታ ዓበኮ። እላታ እም ክም ሰልሃ ኣለቡ ዓድ ዓድ ኢልትበሃል እም ሓቆ ኢኣለቡ።

Continue reading