ሓዲሸ ዓመትን ማሕበርና ውላድ ሃይገትን ብ አኽሊሉ ልጃም

ሓዲሸ ዓመትን ማሕበርና ውላድ ሃይገትን አዛ ዓመት 2022 ምበር ተወዲኣ ሕማቕን ጽቡቕን በሊዓ በሉ ሃየ: ሐሕማቑ ንጉሓፎ፡ ጸጽቡቑ ንሕቖፎ ተስፋ ንቀነት ንራህዋ ቅሳነት 2023 መርሓባ ንበላ ብፍቕሪ ንቀበላ ዋንኣ፡ ረቢ እንካብ ኮነ ሳልኡ እሞ እንታይ ተሳእነ ሰሰናዩ ጥራይ ንሕና ንመነ ትምኒት ሓድሽ ዓመት ኣብ ክንዲ ህውከት፡ ሰላም ኣብ ክንዲ ምብትታን፡ […]

Continue reading