እግል ነስተብህል እቱ ለሀላ እልና ገሌ ቃላት ትግሬ። እብ ሙሴ በኪት።

እግል ነስተብህል እቱ ለሀላ እልና ገሌ ቃላት ትግሬ።

ካልኣይ ክፈል።

እብ ሙሴ በኪት።

12/07/2021

1. ንዬት። ሰኒ ቃልብ ቱ ወ፡ እኩይ ቃልብ ቱ። ወ፡ ሓዚ ቱ። “መለሄይ ንያትካ ብዬ” ሐዜካ ሀለኮ በሀለት ቱ ። “ዮም ለጎሮብዬ አከይ ንዬት ወዳ” ኣካላተይ ሎሚስ ቀጨውጨው ኢልዎ ኣሎ” በሀለት ቱ። ንዬት ሀዬኒ “ፋያገት፥ ቱ ። “ከን ቤሎ ፋይጋም እሉ ኢሀለና” ንዩታም እሉ ኢሀለና በሀለት ቱ። “ንየው በሎ ኣይተብረሃንን ኣሎ’” ክም በሀለት ቱ።

2. መሽግ። ኢጥዑም፡ ጨወት ኣለቡ። ምን ኩሉ ብቱክ። ለኢናፍዕ። ማስሕ ቱ። ብላሽ ቱ።

3. መሻገት። ቅብጻት ሰአዬት ። (To be fed up) ውንን ማ እግል ትግባእ ቃድር። “ፍላን ወ ፍላን ምን ሕድ መሽገው ሕድ ወነው “ለብልዕ ኦሮ ጅንስ ጋኣ እትና ከመሻግና ምኑ ዎክ ወነንሁ” (Monotonous)

4. ሻውቃት፡፡ ኣፓታይዘር (ኣፓራቲቮ) ቱ። መክሰቲ ሰውሀት ቱ ። (ካሳተ ከርስ)ሕምቶ ዎክ ድሎት ሻውቃት ቱ። ኢጻግቦ ምኑ። ሸወትማ ሻውቃት ቱ። ፉል ማ ሻውቃት ቱ።

5. ህዉክ፡፡ ፍላን ህዉክቱ ምን ሕነት እንብል ህኑፍ ቱ ምን እንብል ተሓይስ። ህኑፍ (Spontaneous)

6. ተሀወኮ። ወክድ አለብዬ ። በዐል ባጥር ገማላ ኣና። እሊ ሚ በሀለት ቱ ለገመልዬ እባ ጾሩ እትላ መሓዝ ሓድጉ ሀለኮ ። ወክድ አለብዬ እግል ኢእትካበርኩም (ሚ ሀላ ወ፡ ሚደለ ኢቲበሉኒ) በሀለት፡ ቱ።

 7. እት ታርቆባዬ ጉሱይ ሀለኮ። እላ ኣና አዜ አዜ ብጉስ ሀለኮ። ታርቆባ ቃጻፍ ዎክ ሻርባ ቱ። እብ ኣማርኛ ”ቋንጃ”ወእብ ትግርንያ “ሓላኺቶ”ዎ እብ እንጊሊዘኛ (Achilles tendon, heel ) ልቡሎ።

 8. ሼደሊ ፡ ቡን ታ። ወ፡ ሼደለ እሊ ለእብ ትግርኛ “ጥባሕጥባሕ ኣብ ምዑጒርቲ “ለልቡሎ ቱ። (Strips on the cheek) እሊ ልግባእ ደኢኮን ለቃል” ሼደለ” እብ ብዝሔ ወክድ “ሼደ -ሊ “ትበሀላ። ከምንድላ ወ፡ ሓር እግል “ጥባሕጥባሕ” ሼደለ ኒበላ። “ወ፡ ሼደለ ራኣሳ ዶራ ሳበረቶ ለቅሮራ” ልትበሀል ዐላ።

 9. ሸቦላይ ። ምንላ “ሸብለል” ለልብል ቃል ለፈግረት ስምታ ። ወ፡ ሸብለል ግድሎቱ። “ለጭገርኪ ወለት አምዬ ሽብልል ኣቢሎ።” ዐድ ሸቦላይ።

 10. ሸነን ። ሻንን ፡ ሻነት ፣ እብ ነፍሱ/ሳ ለለኣምን፡ ለተኣምን ። ወ ሸነን ሓበን ቱ። “ሰኒ ኣሽነንከኒ ሓበንከኒ ፡ እብካ ሸነንኮ ፡ተሓበንኮ”ብትግርኛ ፡ ሻናዕ፡ በርጠጥ፡ ምጥምላዕ፡ ይማጣላዕ፡ ልቡሎ።

11. ሸን’ን ። እብ ግምት ። እብ ትግርኛ ፡ማ “ሸን’ን” ልትበሀል ። ብግምት ማለት እዩ። “ብዕራይካ ብሸን’ን ክንዳይ ይሽየጥ መስለካ”? እዚ እቅሓ ብሸን’ን ተሸይጡ ። ”እሊ ግራብ እብ ሸን’ን ትዛባ።

12. መርእ ። ስም ዕጨት ኩሉኩሉ እግል ሕዮ ለኢኣርዋ። እኩይ ፋል ለባታ። እት ቤትካ እግል እሳት ሕዮ ነፋዓካ ምን ገብእ እት ፍንጌ ዕያልካ በአስ ቃንጽ ልብሎ ከኢቃሩባ ። “ፍንገዬ ወፍንገካ መርእ ታና” ኣብ መንጎይን መንጎኻን ጽልኢ ተተኺሉ “

13. መ’ሪ ‘እ ። በክት ፡ ሰኒ ገድ ። ጽቡቅ ዕድል፡ ጽቡቅ ግንባር ። ባለ ገድ እብ ኣማርኛ ። በዓል ገድ እብ ትግሬ። በዐል- ጋድ እብ ዕብራይስጢ (እብራይስጢ) (Owner of Gad (Gad is a name of place), Good Fortune) (Insight Book page 232) በዐል-ጋድ ለትትበሃል እት ዐንቃር ጋድም ሊባኖስ ሕግስ ዎክ ሐንተ ደብር ሄርሞን ሸንከት ምፍጋር ጸሓዩ ለሀለት መዲነት : ታ። ዐይብኩም እትላ ክታብ ቅዱስኩም፡ እያሱ ምዕራፍ 11፡ ዕልብ 17 ቅርኡ።

14. ግብር። ጥልበት ፡ ትግርኛ ፡ “ቀረጽ” ። ኣማርኛ “ቀረጥ”

15. ግብር ሓር ። ለትማጽእ ሳምን። (Next week) ግብር ቃዳም ። ለሐልፈት ሳምን። (Last week)

16. ለጋግ ። ለገግ ለልብል ። “ለመዐር ለገግ ቤላ”

17. ኣብ ለጋግ። ኒሞንያ።( Pneumonia)

18. ግንትር ። ሓሰሶት ዎክ ሻመቶት እዳይ ወ፡ እገር እብ “ግንቱር” ለልቡሎ ሸሙት።።

19. ግንቲር። ሕማም ኒሞንያ ናይ ዓጣል ። (Pneumonia of goats)

20. ገንብ ። ወአት ናጽፈት። (To have no milk) (cow) ዚነጸፈት ላም።

21. ጌንብ ። ስም እድግት። ለኢትለበት ዎክ ለኢትበከረት። እብ ትግርኛ “ጻዕብ”ትትበሀል። ዘይተገርሔት ኣንስተይቲ ኣድጊ።

22. ጋን ። ሰረራይ ። (Owl)

23. ጋን ። ዕትሮ ጋላቂት ዎክ መዓለይ ። ትግርኛ ገንኢ።

24. ገው ቤላ ። ያብሳ ከርበን ጋኣ። ትግርኛ ፡ ነቒጹ፡ ኣማርኛ፡ ሽባ ሆነ’’

24. ገው ቤላ። ቃዕ ቤላ። ትግርኛ፡ ቃዕ በለ ። ኣማርኛ ቁዋ ኣለ።

25. ግዳር። ባክ ። ግዳርየቱ ባክየቱ ፡ ምስልዬ ሀላ። ትግርኛ ። ጥቃ። ጥቃይ እዩ ዘሎ ፡ ብሓንሳብ ኢና ፡ጥቃ ንጥቃ ኢና። ኣማርኛ፡ ኣብረን ነው ያለነው ። ኣጠገበ ነው።

25. ግዳር። ተማማት ። ግዳርቱ ። ታምምቱ ፡ ምሉእ ቱ ጋምም ኢኮን። ግዕዝ (ግእዝ) ሙሉእ በኩለሄ ። ትግርኛ ፡ ሙሉእ ዘይግዱል። ኣማርኛ፡ የተሟላ።

26. ገድዐ።  እምበል መስኒ ዎክ ሰድያይ ክም ተርፍ ወዳ ። ትግርኛ ፡ ንሰብ ምግዳዕ። (To make lonely, to forsake)

27. ገድዓ ። ሕማም ገድዓ። (Chicken pox)

28. ጠሃራ። ልላ ፡ ጋኣ። ናጃ ገኣ። (To be innocent)

28. ጠሓራ። ክትር ላቃጽብ ህምቢሊሾ ቤላ እትና ። ጥሪፍ ቤላ እትና ። ዓበር ተንኩር ሰርሔና ። ትግርኛ ጢሒሩ፡ ቂሒሩ ። (To rage, to grow wild)” ረቢ ዘለለዩ ዲኢኮን ጣሓራ እትና ፡ማሚ።”

እግል ዮም እትሊ እካርም።  ኣስክ ሳልስ ክፈል እንዴ ጻባጥኮ እመጻኩም ረቢ ወነቢ አታሌኮኩም።  

Posted in Posts.

9 Comments

  1. መርሓባ ፍቱው ኣክሊሉ :: እቲ ዝጽሕፎ ዘለኹ ቃላት ትግሬ ጠቀመታ ከም ዝረኸብካሉ ስለ ዝገለጽካላይ ብጥዕሚ ከም ዝንየት ገይሩኒ እዩ እሞ : ከም ዝቅጽሎ ክገልጸልካ ይፈቱ:: ሎም ቅነ ድማኒ እቲ ቅድሚ ሕጂ ዝጸሓፍክዎ ከመይ ከም ዝድመጽ ቀዲሔ ክልእኽልኩም እየ:: ሳልሳይን ድሕሪኡ ድማኒ ራብዓይ እናለ ክቅጽል እዩ:: ሌላ ምስ ፍትሕ መሓሪ ራብዓይን ሓምሻይን ሻድሻይን ሻብዓይን እውን ክቅጽል እዩ :: ስለ ዘተባበዓካኒ ብልቢ የመስግን::

  2. Thank you so much Yiba Mussie! As always this article is very enlightening, this is very important for folks like myself who are trying to work hard on improving our Tigre language.

  3. መርሓብ ወልዬ ተክለ ሰኒ እስሙን እንታ ማሚ? ኣፎ ክምላ ክል ወክድ እንብሎ ትግሬ ” ለውጁበት” ህግያና እብ ምፍራቅ ዐርቃይ እግል ኢትምላጭ ለትቃደራታና እግል ንውዴ ሀላ እልና :: ከእንታማ ንኡሽ ሓዲስ እንታ ከዝያዳ ረቢ ጡል ዕምር ምስል ሰርገሉ ለሃባካ እንሻላህ:: ወከርካ ልውሳዕ ::

  4. ሰላም ይበ ሙሴ፣መሸለ ኬርከ ልብዛሕ ወበርከትካ።ብዙሕ ለኢንምሮም ለዓልና ቃላት አምጸእካ እል፣ቀለምካ ሊዚድ።

  5. You are welcome Tsega haftey. “Zeloka twekef aytisekef “ tebahilu eiu eimo nmezenagei ykonanaa.🤣 Make it a good day.
    Huki Mussie

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *