ኢካራ መን ዐለው (በዓል መን ነበሩ) እብ ሙሴ በኪት።

ኢካራ መን ዐለው (በዓል መን ነበሩ)

እብ ሙሴ በኪት።

አውኪር፡ ወ፡ አውኪራት ዮም አብዕቦታትና ከነትብ ማንሳዕ ቤት ሻሓቃን ኢካራ መን ክም ዐለው ምስሎም እግል አትኣምረኩም ቱ። ሰልፍ እብላ ቃዳምያም እግል አንብት ሓዜ። ከንቴባይ ዘርኢት ወድ ገብረማርያም ዲብ ሓጸይ ፋሲል ከበሳ እንዴ ፋግራ ለትሻያማ ። (ሰነት 1633-1635) ሓቆሁ ከ -ልብ (ካልብ) ዘርኢት አቡሁ ክም ሞታ ወድ ፍጎ እት እንቱ ምንማ ናኣሻ  ኣትከሜ( ኣትከነ) ሑሁ ምን ሓጸይ ፋሲል ትከት ደሀብ እንዴ ትካባታ ትሻያማ። ከከንቴባይ ኣትከሜ (ኣትከነ) ትበሀላ። እሊ ልግባእ ዲኢኮን ሑሁ ዕሪት እብ እንክሩ ዲብ ናይብ ወኪል ሑኩመት ቱርክ እት መዲነት ባጽዕ ለዐላ እንዴ ጌሳ ሺመት ሑሁ ኣቃንጣጣ ፡ ከእግል ሑድ ወክድ ከንቴባይ ዐላ። ወሓቆ ሑድ ወክድ ላታ ለሺመት ዲብ ኣትከሜ(ኣትከነ) አቅበለት። ወ ፡ሓቆ እሊ ካልብ (ከልብ) ለወድ ሔማ ክም ዐራ ለሺመት ኣትከሜ(ኣትከነ) እብ አምር ዎክ ትእዛዝ ናይብ ናስኣያ ካከንቴባይ ከ-ልብ (ካልብ)ትበሀላ። ሓቆ እሊ ከንቴባይ ካልብ( ከልብ) ወልዱ መንደር ምንማ ፡ ማ ምን መልክ (ሓጸይ) ዎክ ሃዬኒ ምን ናይብ  ክንትብናሁ ኢጻድቃት እሉ “ ጸጋ ፡ማ፡ ቅሳመት መንደር” ልትበሀል ወልትራቱዕ እቡ ዐለው። ፈርድ ዐላ በሀለት ቱ። ወሓቆ እላ “ጸጋ መንደር” እንዴ ልትበሃል ዐላ ክም ኣዳሙ እብ ረቢሁ ሞታ። ወአሰር ገንደር ወድ ከንቴባይ ካልብ(ከልብ) ለካልእ ዘርኢት ወድ ፋዛዕ ምን ሓጸይ (መልክ) እያሱ ለቃዳም ትካንታባ። (እያሱ ዲብ ፍንጌ ሰነት1682-1706 መልክ ማ ንጉስ ኢትዮጵያ ዐላ)ወሰይፍ ስርጉይ ሀበዩካ”ከምን ምድር ግ-ልት ዎክ ርስቲ ንሳእ”(heritage, possession of fields) ቤሎ። ወከንቴባይ ዘርኢት ለካልኣይ በሀለቼ ቱ፡ ምድር ናላይ ናስኣ። ወክም ሞታ እግል ሳምራ ወድ መስመር ሼዬም እትና ክም ቤለዎ “እብ ቃጥፈት ኢእትሸዬም “ቤሎም ከአባ እሎም። ወ ፡እብላ ለሺመት ምን ዐድ ዘርኢት እት ዐድ ወርዕሰብ ዶረት። ከከንቴባይ ትምከኤል ወድ ለካልኣይ ከ-ልብ (ካልብ) ትሻያማ። ወ፡ ሓቆሁ ወልዱ ከንቴባይ ተስፋምኬል ትሻያማ። ወ ፡ክልኢቶም ምን ሓጸይ ከበሳ ትሸዬመው። ወ፡ ሓቆሁ ከንቴባይ ትማርያም ወድ ተስፋምኬል ትሸያማ። ከንቴባይ ትማርያም ክትር ለሐጣሩ ልብሎ፡ ክናዬቱ ዎክ ኣትካራሱ(Nickname) “በላዕ ኣዳም” ዐለት። ከንቴባይ “በላዕ ኣዳም” ሽዩም እት እንቱ ዐምደስ ወድ ተክለሃንስ ወድ ከንቴባይ ዕቅባምኬል እት ረኣሱ ክም ትሻያማ ፡ እብሊ ሰበብ እሊ ከንቴባይ “ባላዕ ኣዳም “ ወዐምደስ ወድ ተክለሃንስ እብ ገሌ ሼይ ትዋረደው(ትካሓደው) ። ከላትዋጻዓ (ለትሳዓራ) “ሺመቱ ብራሕ ትግባእ” ቤለው ።(ብራሕ ግምሽ ትግባእ በሀለት ቱ።) እሊ ልግባእ ዲኢኮን ከንቴባይ “በላዕ ኣዳም”ሕት ሰምራ ወድ መስመር ዐቢ ወ ፡ሓይስ ዐድ ሃዲ ሰበት ዐላ እግል ዐምደስ ክም ልትዋጻዕ እሉ (ልትሰዐር) እሉ ወዳ። ወእብላ ከንቴባይ ተስፋምኬል “በላዕ ኣዳም” ሺመቱ ባሓታ። ወሓቆሁ ከንቴባይ ተክልምኬል ወድ ዕቅባየስ ወከንቴባይ ህብቴስ  ወድ ከንቴባይ ዓንድየስ ለልትበሀሎ ማ ፡ ዐለው። ወ ፡ሓቆ እሊ ሀዬኒ ለክንትብነት ዲብ ዐድ ዘርኢት ኣቅበለት። ወ ፡እሎም ለቴሉ ከነትብ ትሸየመው። ከንቴባይ ዳይር ወድ ሕሻል፣ ከንቴባይ እድሪስ ወድ ዳይር፣ ከንቴባይ ባይራይ ወድ ዳይር፣ ከንቴባይ መሐመድ ወድ ሓ-ሳማ(ዓሳማ)፣ ከንቴባይ ቡላ ወድ መሐመድ፣ ከንቴባይ ኣፍታይ ወድ ቡላ፣ ከንቴባይ መሐመድ ወድ ኣፍታይ ። ከንቴባይ ኣፍታይ ወድ ቡላ ዐግል ህግያ ትግሬ(grammar)ወ፡ ሂጋ አክለፎት ሰኒ አምር ዐላ።

       ከንቴባይ ኣፍታይ ወድ ከንቴባይ ቡላ

እሊ ሌጣ ኢኮን ህግያ ዝንዲ ዎክ ህግያ ወለት ገበይ እሊ ለእብ አማርኛ “ቅነ “ዎክ “ሰምና ወርቅ” ሂጋ፡ ውስጠዜ ሰኒ ኣምር ዐላ ። ወእትላ ቅብላቱ አቡና እብራሂም ወድ ጣብሳ ህቱማ ከምሰልሁ ሰበት ዐላ ሓቴ ዶል እግል ከንቴባይ ኣፍታይ ክእና እት ልብል ትሰአለዩ። “በል ከንቴባይ (ከንተያይ) አዜክት ለመርዐት እት ረኣስካ ራፈዓት፧ “ቤላ ከትሰአለዩ ። ከንቴባይ ኣፍታይ ሀዬኒ ክእና እት ልብል በልሳ እቱ “ሰሞእ ምን ረኣሼ (ረኤስዬ) ትደርገግ እት በቃል ራፍዓዋ” ቤላ ከበልሳ እቱ። ኣሃሃሃሃሃ። እት ረአስካ ረፍዓዋ በሀለት እንታ እንዴ ሀለካ በሀለትቱ። ሐቴ ዶል ሀዬኒ አዜማ አቡና እብራሂም ወድ ጣብሳ ፡ ከንቴባይ ኣፍታይ በቃል ሓዳስ ክም ዛባ ሰምዓ ከ ፡ ክእና እት ልብል ትሰኣለዩ “በል ከንቴባይ፡ ለበቃልካ እግርባ “ቤለዩ። ከንቴባይ ኣፍታይ ሀዬኒ “ምን ሓቴ እግር ኣርባዕ እግርባ “ቤለዩ። ኣሃሃሃሃሃ። ለሰኣል ሚታ መስለኩም “ለበቃል ጋያዲታ” በሀለት ለግያሳ ሻፍግቱ ማ ኢፋሉ ታ። ወላ በሊስ ምን ሓቴ እግር ኣርባዕ እግርባ ሰኒ ሸፍግ ዎክ ጋያዲታ በሀለቱ ቱ። ሐቴ ዶል ሀዬኒ ባጽዕ ዳና ከክም ኣቅባላ “የእ! ከንቴባይ ዐድ ቃያርካ ቤላውና ማሚ፧ “ቤሎ፡ አቡና እብራሂም ። ከንቴባይ ሀዬኒ “ኣባዬ ዎ ኣባይካ ቅዩር ልግባእ ። ኣና እናስ ቅዩር ኢኣና ከዐድ እቃይር” ቤሎ። ኣሃሃሃሃሃ። ቅዩር ኣብ ሂጋ ትግሬ ዒረት ቱ። “ቅዩር”(ከምዚ ንዓዲ ኣነዊርካ ዘይንቡር ነገር ከም ዚክገብሩ ገርካዮም ወይ ጠቂንካዮም ስሞም ኣጸሊምካ ከም ማለት እዩ) ወላ ፡ካልእ ትርጉማ ዓዲ ዶ ቐዪርካ እዩ። ዲብ ብዕድ መስከብ ዎክ መንዘል ገዐዝካ በሀለት ቱ። ሐቴ ዶል ሀዬኒ ከንቴባይ ኣፍታይ እግል አቡና እብራሂም ወድ ጣብሳ፡ ክእና እት ልብል ትሰኣለዩ ። “ዲብ ህዳይ ናይ ኦሮ ክስተናይ ሑና ፍሩር ዐልካ ሳምዐኮ፡፡ ከአዜክት ስጋ ክስታን በልዐካ ማ ስጋ እስላም በልዐካ”ቤለዩ ። ኣቡና እብራሂም ሀዬኒ “አባዬ ስጋ እስላም ወክስታን ልብላዕ ስጋ ሔዋን ስጋ ወአት (ላም) በልዓኮ”ቤሎ ። ኣሃሃሃሃ ። አዜማ ሐቴ ዶል ከንቴባይ ኣፍታይ በርሃት ወርሕ እትላ በዳ እቱ ወክድ ካልኣካን ገሳ መስለኒ ከ ፡አቡና እብራሂም ክምላ እትላ እዩዱ (ክም አመሉ) “ሚ ፡ቱ ከንቴባይ (ከንተያይ) ደንጋርካና ወአዜ ወርሕ እንዴ ኣስራቅካ ኣቅባልካና “ቤሎ። ከንቴባይ ኣፍታይ ሃዬኒ”ኣና ሚዶል ዔቅባይ (ዋርዲየት) ወርሕ ዐልኮ ከእንዶ ሀመልክዎ ልትሳራቅ ምንዬ “ቤሎ ። ኣሃሃሃሃ ። አቡና እብራሂም ሀዬኒ”ሓዲስ  ወርሕ ክም ፋግራ በሀለቼ ቱ” ቤሎ ። አዜማ ከንቴባይ ኣፍታይ “የእ! ወርሕ ሚ ዶል ታዓሪፈት ቱ ከምን ጂብ ለፈጉሮ”እት ልብል በልሳ እቱ ። ኣሃሃሃሃሃ። አቡና እብራሂም ወ፡ ከንቴባይ ኣፍታይ ክልኢቶም ምን ሕድ ለልሰደዶ ወጥዑማም መተልህዬት ዐለው ። አውኪር ወ፡ አውኪራት ፡ ክእና ለመስሎ አበች ዐለው እልና። ከአክላ እፋቅዶም ለልብዬ ልትሀርሸም። አቡዬ እብራሂም ሰኒ ዐረኮ እቡ እት ከረን ። ወገሌ ምንላ ሂጋታት ዝንዲሁ እሊ ለእሉ ነቃምኮ እልኩም ቱ ። ወከንቴባይ ኣፍታይ ላቱ ኢዐረኮ እቡ። አዜ እብ ከንቴባይ መሐመድ ኣፍታይ ገሌ እግል እትሀጌ ሓዜ።

          ከንቴባይ መሓመድ ወድ ከንቴባይ ኣፍታይ ባጽሕ እንዴ እንቱ

           ከንቴባይ መሓመድ ወድ ከንቴባይ ኣፍታይ ክም ሻምጋላ

 ከንቴባይ መሓመድ ኣፍታይ ዲብ ዘበኑ  ምን መድረሰት (ቤት፡ ምህሮ) ምሕላብ ወከረን ካፊ ምህሮ ዐላ እሉ። ጥልያን ከትብ ወቃርእ ትግሬ ወ ፡ትግርኛ ከትብ ወቃርእ ዐላ ። ኣና እብ ሽቅል ምን ኣስማራ ዲብ ከረን ክም ደነንኮ (ደነንኮ እቤላ ምን ኣስማራ ዲብ ከረን ክም ቃየርኮ ኢእቤላ ኣብዕብና ከንቴባይ ኣፍታይ እግል ኢልስመዓኒ ከእግል ኢለክልፈኒ። ኣሃሃሃሃ) 12 ነፈር ላባም፣ ዐባዪ፣ ወ ፡ስዩሳም፣ ምን ክለን ለገባይል ሚደርዬት ከረን ለሐረክዎም ፡ ከ “ሰብ ሰገል” (ሰብኣ ሰገል) ለትብል ስም ሀይቦም ለዐልኮ፡ ምን ሰልሰለስ ወርሕ እት መክተብዬ አክቦም ከጎማት ወ ፡ኮኖት እነስእ ምኖም ለዐልኮ፡ ከንቴባይ መሐመድ ቃ-ርእ ሰበት ዐላ መርሓዮም ወከታቦም ዐላ። ወሓርማ ዲብ ሰነት1995-1996 እግል ገቢለት መንሳዕ ወ፡ ገቢለት ማርያ እንዴ ወካላ እት ዕሬ ሓውና ጦርዓ ወዐደግሌ ሓድር ዐላ ። ወ ፡እብ ህግያ ትግርኛ ሂጋ ኣስማዓ። ረቢ እግል ክሎም እት ጀነቱ ለብርዶም። እሊ ስእሊ ከንቴባይ ኣፍታይ ወድ ቡላ ወስእሊ ከንቴባይ መሓመድ ወድ ኣፍታይ ለለኣካ እቼ ወልዬ ሳላሕ ቡላ ከንቴባይ መሐመድ ኣፍታይ ዲብ ስዊዲን (ስትኮሆልም) ለነብር ሕጻን ንኡሽ እብ ዕምሩ፡ ወ፡ ፊሂም ወ ፡ህግያ ትግሬ እግል ተሐሶሰ ለዐል ወተሓት ልብል ለሀላ ቱ። ከእብ ስምኩም ሓምዶ ። ወ ፡ክምሰልሁማ ወድ መሐበርና ክብሮም ግረነት እብ አስማይ ገለ ናይላ ደነግብ ከነትብ ኣብዕቦታትና ሰበት ሰደኒ ሓምዶ። ወ፡ ወድ መሐበርና ወልዬ ጳውሎስ ገብረስ ማ፡ እት ፍንጌ ኣቡና እብራሂም ወ፡ ኣብዕብና ከንቴባይ ኣፍታይ ዲብ ሕድ በላሉሶ ለዐለው ሂጋ ኣክለፎት ሰበት አመርደዩ  እልዬ ሓምዶ። ወ፡ ለትናፋዐኮ እቡ ክታብ ድግም ማንሳዕ ናይ ሮዲንቱ። ክታብ ድግም ማንሳዕ፡ ለተለል ዎክ ተራብ ኣስማይላ ከነትብ ሓማሸረዩ። ከእብ ከም ሓይል ማይል ኣትራታዐክዎ ። እግል ዶሉ እሊቱ ከሓሪት ዮም ደፋእ እንዴ እቤ ምን ሓዲስ እግል እርአዮ ቱ። ወ፡ እት ደንጎባ እትሊ ክቱብዬ እግል “ከ -ልብ” ካልብ ለእቤ እቡ ሰበብ እትላ “መሰረት ህዝቢ መረብ ምላሽ (ናይ ዮም ኤርትራ) እብ ጆሜትራ ገብረ ኢየሱስ (እየሱስ) ኣባይ ለትከታባ ናይ ታሪክ ክታብ ገጽ 95 ው፡ ክምሰልሁማ “ታሪኽ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ” እብ መሪ ጌታ ብርሃነ ተስፋማርያም ለትካታባ ናይ ታሪክ ክታብ ገጽ 113 እግል ከንቴባይ “ ከልብ” ካልብ ብህላሙ ሀለው። ወላ ቃል “ካልብ” ትግሬ ታ ። መዐነታ ለልትከለብ፣ ለለትኣስር፣ ለልትጻበር፣ ለልስኤ፣ በሀለት ቱ። (ኣናማ ሰኒ እትከላበካ ዐልኮ እንብል።)ተክለብ፣ተክሉብ፣ ተክሊብ (expectation) ከላ” ከልብ “ ከልቢ ኢመስለኒ። ከዬምክን ኬ-ልብ እግል ትግባእ ቃድር ። ወመዓነታ ለልትካለብ በሀለት ቱ ። ለ “ከ”ጭቅጥ እንዴ አባልና በይና እት እንቃራኣ እግል ትትማጣጥ ሀላ እላ። ወላ፡ “ልብ” ሑጭር ወክምትት እንዴ አባልና እግል ንቅራኦ ሀላ እልና ። ወ፡ እትላ ክምሰልሁ” ከ-ልብ “ማ፡ እግል ትግባእ ቃድር። ወትርጉማ “ ከሌብ  ከ-ልብ “ከሌብ  ንዳቅ (ዘሪባ ህነጽ ፡ ደንበ ንደቕ )“(to fence) ሕገሪብ ዎክ ከሊብ ንዳቅ እግል ትግባእ ቃድር።  ወእብላ ፡ ለስም፡ እሊ “ከልብ” ለእንብሎ ሔዋን ዐድ ክም ኢኮን በርህ እልና እብል። ወላ “ሓሳማ” ለልብል ቃል እትላ ክምሰልሁ ዲብ ክታብ “መሰረት ህዝቢ መረብ ምላሽ ናይ ጆሜትራ ገብረ ኢየሱስ (እየሱስ) ገጽ 95 “ዓሳማ” ልብሎ ። ወ፡ ዓሳማ ክብር በሀለት ቱ። እሲት “ዕስምት” እንቤ ምን ገብእ ክብርት በሀለት ቱ። ከእሊማ ቃል እሊ ስም ናይላ ሔዋን ዐድ ኢመስለኒ ። ወ፡ ሓ-ሳማ  ሃዬኒ ምንላ ሓስመት ለፋግራ ቃል ቱ እብል ። ወ፡ ሓስመት ጨዋቱ ። ከ ሓ-ሳማ፡ ኣማቃራ ፣ ማቁረት፣ ገኣ፡  ጨወት ገኣ፡  በሀለት ፡ ቱ ። እባ ኦሮ እንክር ሀዬኒ ሐቴ እሲት፡ ኒበል አጀኒታ መይቶ ምና ምን ገብእ፡ ሓቆ ኢታዐቤ  ሞት እግል ትፈንፍኖም ከእግል ልዕበው እላ አስማይ ሔዋን ተሀይቦም ዎክ እታ እዘኖም ነደለት(ስቝሬን) ወዴ እሎም ። ብዙሕ አስማይ ክትር ብዝሔ ወክድ ለትማንካላ ሀላ ከእሊ አስነዮቱ እግል ለትሓዜና ቱ። መሰለን አዜ “ሆሳባይ” ሃዋ-ሳባ ቱ ለዐላ።  ወ፡ ሃዋ፡ ሻማል ጣስስ ቱ። (breeze air) ወ ፡“ኣፍዓበት”ኣፍ-ዓበድ ቱ ልትበሀል ለዐላ። “ሓሊብመንተል”ሓቢብመንተል፡ ቱ፡ ልትበሀል ለዐላ። ሓቢብ ጥዕም ፍሬ ከደን ቱ። ወላ ፡ ዕጨዩ አርድ ጣላቃ ባዳ። እትሊ ዮም አዜ ሓሊብመንተል ልትበሀል ለሀላ አርድ ባቅል ናብራ። (ሰረት ታሪኽ ሕዝቢ ባሕረጋስ እብ ዶክቶር ኣብራሃም ጳውሎስ ለትከትባ ክታብ ርኤ) ኣውኪር ወኣውኪራት ፡“ ሂጋ አክለፎት ክልኤ እንክር ቱ ። ደኣል ወ፡ ናይ አማን ለላትቃጽብ ቱ። አክላፋ to call to account(unrightfully) ከ፡ ሓሪት ዮም እት1952- 1953 ክልኦት ዐባዪ ሰብ ሰልጠት መንገስ ኤርትራ ለዐለው እብ ሂጋ አክለፎት ከኣፎ ክም ትበኣሰው እብ ሐጪሩ እግል እክረዮ እልኩም ቱ። ወ፡“ኣፍታይ” ለልብል ቃል ምን “ፈታ” ለፋግራ ቱ። ከ፡ ኣፍታይ ለላትፋቴ፣ ለላትሳኔ፣ ደሓን ለመድድ በሀለት ቱ። ወ “ቡላ” (pale)ስም ሕብር ኢጻዓዳ ወኢሓመሽገናይ ቱ ። “ቡላ”እብ ትግርኛ ስም ሕብር፣ ወ ፡ ስም ሐቴ ጋናዲት ረያም ዕጨት አክል ዕጨት ሸግለት ለትገብእ ቱ ። እግላ ሕብር “ሓዋይ” ልቡሎ፤፡ ሓዋይ ኢጻዐዳ ወኢሓመሽገናይ(ሓሙዂሽታይ)ቱ ። ወ፡ ኦሮ፡ ዕጹም በዐል ሒለት ገኣ ምን ገብእ” ቡላ ኣብ በረኻ ሓንጋር ኣያታቱ” እት ልትበሀል ልትሐሌ እሉ። ወ፡”ቡላ” እብ አማርኛ ኣቅሩድ ናይ “እንሰት” ለልቡላ ዕጨት እንዴ ትጣሓና ለዬቡሶ ከእከለት ወድዎ። ወላ ሕብሩ ኢጻዐዳ  ወኢሓመሽጋናይ ቱ። (ሓሙዂሽታይ)። ወ ፡ ሕብር፡ ጣቃት ልባስ ሓማሽጋናይ (gray) ገኣ ምን ገብእ እብ አማርኛ “ቡላ ገበርዲን”(gaberdine) ልትበሀል። ወእግል ጣቃት ማ፡ “ጣቃ “ ልቡላ።  ከእሊ “ቡላ” ለልብል ቃል እብ ህግያ ትግሬ፣ አማርኛ ፣ ወ፡ ትግርኛ ለትርጉሙ ሐቴ መስል።  ከገድም ኣናማ ለሓምጨታት ዕንታትቼ ማ-ዛያ ፡ ዎክ ተሀርጋታያ። ከእብ ብዕድ ክቱብ አስክ ንትራከብ አንፍ ቅዱይ ወ፡ ጎር ፍቱይ እተምኔ እግልኩም።

Posted in Posts.

4 Comments

  1. Good morning professor. Thank you very much for your encouraging words. “ለኢትከተበት ኢትረከበት ልትበሃል” ከኢሊታት ኢትካታብ ምን ገብእ በዴ:: እሎም ለመስሎ ውጅሃም ስዩሳም ሕሹማም ረኣየቶም ካፊ ድራር አበች ዐለው እልና :: ካፋሃ እድንያ:: ከርካ ልብዛሕ :: ሑካ ሙሳ

  2. መርሓባ ኣውኪር ዳክተር ፍካክ ወ ወለቼ ድሕርት ናርዶስ ወለት ዐባዪ ገባይል :: ከርኩም ልብዛሕ:: ሕሙድ ወካብር እት እንታ ንበር ::

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *