እግል ነስተብህል እቱ ለሃላ እልና ገሌ ቃላት ህግያ ትግሬ። እብ ሙሴ በኪት።

እግል ነስተብህል እቱ ለሃላ እልና ገሌ ቃላት

ህግያ ትግሬ።

08/12/21

እብ ሙሴ በኪት።

  1. እብ ሰውሀት ወሸውሀት ነኣንብት ። ሰውሀት ወሸውሀት ፍርጋ ቤን ። ሰውሀት በሀለት እግል ትብላዕ ንዬት ብካ በሀለት ቱ። (To have a good appetite) ሰውሀት ሀዬኒ ሓዚ ቱ (desire)። ኣዜ ሸውሃት ንርኤ። “ሸውሀት “አከይ ገረት ታ። ወህታ እግል ሔዋን መሰለን እግል ብዕራይ ውህር “ ሻዋሃ “ እንቤ ምን ገብእ እግል ልህዴ ሓዛ በሀለት ቱ። ወአት ገአት ምን ገብእ “ሾለት” እንብላ። ከእለን ክልኤ ቃላት እለን ለፍርጋሄን ኣመሮቱ ሰኒቱ።
  2. ሰና ። ሰኒ ገብኣ፣ በከታ፣ ራትዓ፣ ወላ ካልኣይ ትርጉማ ስም ናይ ቃጥፈት ታ። ሰና ልቡላ። ከስራይ ኣንጋዮት ከብድ ማ ፡ ኣምዒታ ።” ሰና ሳቲ ሀለኮ ዮም ምን ቤት ኢእፈግር።”
  3. ካ-ሽሕ ። ፋደሖት ቱ። ክሽሓን ጻሬ ምንላ ፋደሖት ። “ካሽሔኒ” ኣቃሊዑኒ። ከእሊ ካሽሕ ለልብል ቃል ንልመድ እብል። “እግል እክሽሖ ቱ። እግል ንክሸሖም ቱ ወእሉ ለመስል።”
  4. ኣንሸዖት ። ወቀሳ እብ ትግርኛ። ለባዝሕ ወክድ“ወቅሰኒ “ እንብል ። ወቅሰኒ ትግርኛ ቱ። ከምንድላ ወሓር ኣውኪር ወኣውኪራት “ኣንሸዔኒ” እግል ንልመድ እብ መትሻላጥ እትዓልጣጠኩም።
  5. ኔገሮት። ለባዝሕ ወክድ “ሸምጣጠኒ” እንብል ። ሽምጣጣ ናይ ትግርኛ ቃል ቱ። ከኔገሬኒ ኒበላ።
  6. ኣሉ ቤላ እንብል ። ኣሉ ትግርኛቱ። ኢቅብነቼ ቤላ ፣ ትባራ፣ ኢብቅልዬ ወኢግለቼ ቤላ። ሓሻዕ ቤላ ወእሉ ለመስል።
  7. ኮድ። (code)”እብ ኮድ ተሃጌና”ብኮድ ገርና ተዛራሪብና። ለማ ‘ኮድ’ ህግያና ህግያ ትግሬ ቃልቡ እላ። ወህቱ “ተወኮት” ልትበሃል። “እብ ተውክ” እብ እሻራት ዎክ እብ ክርን ድሙ ዎክ ሰረራይ ለትብሎ ወትወድዮ ቱ። ወ ኮድ ሃዬኒ፡ ዓቅም፣ ሒለት፣ ዓደድ በሃለት ቱ። ሓቴ ዶል ክም ሽቅል ቤት(Homework) እቅዱማ ዐልኮ ከሕትና ጸጋ ሌጣ በልሳታ።
  8. ተዓዘብክዎ። ተዓዘብክዎ እግል ቲበል ቃድር ለጽሩይ ቃል ትግሬ ደኣም”ከዓብክዎ ”ቱ ። “ክዕበት”ትዕዝብቲ።
  9. ቃንጣሮት። ዲብላ ዓዳትና ወስርዕና ወለት ኣንሳይት ክም ተሄደት ስም ሓሙሃ ሓማታ ታላክማ (ሓሙታ) ነዓልታ (ንዕልታ) ቤት ኣብ ብእሳ ሳርዖም ። እብ ስሞም ኢትትላከዮም። ታሓሽሞም ኢትቃንጥሮም በሃለትቱ። እሊ ልግባእ ዲኢኮን ላቃንጣሮት እግል ሓመች ወተላክሞታት ወነዓልቶታት እግል ልትሓሸሞ እባ ሌጣ ቅጥምት(ብፍላይ ከም ማለት እዩ) ኢኮን። በሃለት እግል ኦሮ በዓል ሺመት ፣ መምህር፣ ጀነራል፣ ቃሽ፣ ሸክ፣ እትዬ፣ ከንቶ፣ ሓኪም፣ እናስ ዓቢ፣ ወእሲት ዓባይ፣ እሎማ እባ ስም ሺመቶም ወዋቃዮም እግል ልትናቃሞ ሃላ እሎም (title,እብ ሂጋ ጥልያን( titelo) ታ መስለኒ። እብ ትግሪኛ ቃንጣሮት “ቀንጠኤ”ልቡላ ወ ፡ግስ ታ። ምቕንጣእ ፣ ይቕንጥእ፣ ቀንጣኢ ዘንጣሊ ማለት እዩ። ከእብ ትግሬ ምን ገብእ ወትግርኛ ለትርጉመን ሓቴ ቱ።
  10. ሕሹም ። እግል እናስ ሕሹም” ወእግል እሲት “ዕስምት” ካብረት ናብረት በሃለት ቱ።
  11. ሞያ። ዋቃይ ምን እንብላ ሓይስ ። “በዓል ዋቃይ ቱ ማ ኢፋሉ፧ “ ዎክ “ ናይ”በዓል ሚናይ ቱ “ ልትበሀል።
  12. ቫይታሚን። “ፋይ” ኒበላ። “ለሰዓር ፋይ ቡ ኣሓና ኣራሻዳ” ልትበሀል።
  13. ባክቲርያ። ሓሻራ እግል ኒበሎ እንቃድር።
  14. ክሊኒክ። ገሽለት እግል ኒበሎ እንቃድር። ወዕያደት ማ እግል ኒብሎ እንቃድር።
  15. ሰፋ ። ዐድ ስፋፍ። ለገሽላይ (ለሓኪም)ጸልዓቼ ሳራ ምን ሕነት እንብል ፡ “ጸልዓቼ ሳፋ “ምን እንብላ ሓይስ መስለኒ።
  16. ምርስዬት ። ዝፋን ቱ።
  17. ስር-የት። (ኣከይ ገረት፡ታ)እሊ ለእብ ትግርኛ”ውሽማ” ልቡሎ ቱ።
  18. ሴራ-የት ። መክተብ ቱ። ካላ ፍርጋ ምርስዬት ፥ ስርየት፥ ሴራ-የት ኣመሮቱ ሰኒቱ ።
  19. ቃል ዓለም ። ትግርኛቱ ። እብ ትግሬ “ትዒሺሽ “እንብሎ ።
  20. ድንገት እንብል። እብ ሃምገም ኒባላ። ወድንገት (ሓደጋ) ሃዬኒ እብ ብቆት ኒበላ።
  21. ህውክ ቱ እንብል ። ህኑፍ ቱ ምን እንብላ ተሓይስ ።
  22. ወከስክዎ እንብል። ተዓልጣጥክዎ ምን እንብላ ተሓይስ።
  23. እብ ሰፍራዬ ትመዬኮ።እብ ከኣርዬ ትመዬኮ ምን እንብላ ተሓይስ።
  24. ፍትሕ ከዳ። ምን ሕነት እንብላ ፍትሕ ታላዓ ምን እንብላ ተሓይስ።
  25. ደሄይ ፍላን ብካ ምን ሕነት እንብል ፡ ፍላን ሚ ደለካ ምን ኣንብላ ተሓይስ።
  26. ልብዬ ሳባራ ምን ሕነት እንብል “ልብዬ ተሀርሻማ “ምን እንብላ ተሓይስ። ለገለሁ ቃላት ምን ኣክትበት ናፋዕ ወድ ዕትማን ለረክብዎቱ። ወላ ራብዓይ ክፋል ናይ”ሌላ ምስ ፍትሕ መሐሪ “ዲብ ቅሩብ እዋን እግል ልፍገርቱ ምን ዕረፍ ክም ኣቅበልኮ።
Posted in Posts.

7 Comments

  1. መርሓብ ጸጋ ሓፍተይ :: ዝያዳ ፍልጠትን ዕምቆትን ኣልይኒ ዘይኮነስ ካብ ካልኦት ረኺበ ካብ ዝሰንድክዎ እየ ዘካፍል ዘሎኹ እሞ ወትሩ ምትብባዕኪ ስለ ዘይፍለየኒ በዚ ምስጋናይ ደረት የብሉን ::ሑኪ ሙሴ::

  2. Dear Mussie,
    I was still digesting and learning the list of Tigre words you compiled for us. Every day I am realizing how beautiful and rich is our Tigre language, and to say the least I was envious in a positive way of your fluency and your ability to dissect the vocabularies. I want to acknowledge and emphasize how lucky we are to have you as a great teacher and mentor. Those who use and share their knowledge are immortal, paraphrasing the Dalai Lama.
    Hitka Tsega Z.

  3. መራ ሓምደካ ሑና ሙሳ፡ ረቢ ዕምር ጥዉል (ዕምር ረዪም) ለሃበካ እብላ ወድዮ ሃለካ ላወብሳይትና ኣግል ኢትጫምበ ላሊ ዎኣምዕል ከራካሓ ለሃልካ። ህግያ ትግረ ረቢ ልስተር እታ ዲኢኮን እት በደ ገይስ ሃለት እሊ ትርጉም ናይ ቃላት ትግራይት ካትቡ ለሃለካ ቃሊል ቃላት ኢኮን። ክምሰልላ ዔላ ኣግል ዲማ ይትናጽፍ፡ ንሳዕ ብዙሕ እንስኤ ምንካ ረቢ ልስደካ ዎቅድረት ልወስካካ።

    • መርሓባ ብካ ሑየ ዳዊት : ከርካ ልብዛሕ :: ዐበ ሚትመስል ህግያ ህግያ ትግሬ ገድ ለዐል እባ እት ታሓውን ገይስ ሀለት :: ብዙሕ ለለግሄቱ :: ህግያ ወጂበት ወርዝቅት ጥዕም ምንተሓለ እባ ልብ ሻፈ ምን መግት እባ ርትዕ ወምን ፈርድ እባ ፍትሕ ታ:: ረቢ ዕለት ልምቃዕ እልና ለትቃደረታና እግል ንውዴ:: ሑካ ሙሳ::

  4. መራ ግሩም ! ለለሬወ (effictive) ቃላት ዎምህሮ ለሀይብ ሀብከና:: ምን ብዝሕት ካፍል ሙሳ ሑና::

  5. ኣውኪር ወኣውኪራት :: ኮድ (code) ተውክ ዎክ ተወኮት ቱ:እቤ :: ወ ኮድ ሀዬኒ ለካልእ ትርጉሙ ዓቅም እቤ :: ካላ ቃል ዲብ ሙሉእ ሓሳብ ክእና እግል ንትናፋዕ እቡ እንቃድር :: ክል ኦሮ ሓድ ኮዱ:: ክል ኦሮ ዐደድ ኮዱ:: ክል ኦሮ ዐደድ ዓቅሙ ልግባእ በሀለት ቱ:: ወኦሮ ሂጋሁ ክም ከላሳ ካመን ኣምር ባህ ኢበለካ ምን ገብእ “ከለስካ ሓድ ኮድካቱ እሊ”? ትብሎ በቃ ኣኺሉካ ዓቅምኻ እዚ እዩ ክም በሀለትቱ:: ወብዕድ ሀየኒ ምስል ኮድ ለገይስ ቃል :ስድ :ቱ :: ” ስድካቱ”? ኣኺሉካ ከም ምባል እዩ::

    • ከርካ ልውሳዕ ዳክተር ፍካክ:: ዓ-ዱ ( ልሳዕ) ብዕድ ቃላትማ ሀላ እግል ልተላለቱ:: ወፋርጎት ፍትሕ መሓሪማ እትላ ክምሰልሁ :: ኣዜ ሽበት ፈላስታይ ዲብ ዐድ ንዩ ዮርክ ላማሳላ ጋብእ ሀለኮ ወከሚሽ ዲብላ ሖግለቼ (ሳን ዲኢጎ) እግል ኣቅብልቱ :: ገድም “መካይድ ምን ረቢቱ :: ወድፋእ እት መለሄይቱ ልብሎ ሰብ ዐድና ::” እብ ደሓን ለራክባና ::

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *