አከይ፡ ውርስ፡ አውረሳውና። by Mussie Bekit

አከይ፡ ውርስ፡ አውረሳውና።

እብ፡ ሙሴ፡ በኪት።

4/21/2020

አውሩሱና፡ እንዳይ፡ እንብሎም፡

እንዳይ፡ ንትጋመ፡ ምስሎም፡

አንሳት፡ ምን ፡ገብእ፡ ዎ፡ ተብዐቶም፡፡

አውረሳውና፡ ከገሰው፡

እግል፡ ሐቴ፡ ፍሬተት፡ ሀርወን፡ እት፡ ልብሎ፡ ዎዐጀው፡

ለልትባላዕ፡ ብዕድ፡ ፍሬ፡ ሚዶል፡ ሐግለው፡

እግል፡ ረቢ፡ ኢተኣዘዘው፡

እት፡ ለኣምሮ፡ አትዋየነው፡

ከላ፡ እኩይ፡ ፍዕል፡ ሼጣን፡ ሐረው።

አቡና፡ ኣብ፡ ቃኤል፡ ሞት፡ ክም፡ መይት፡ ሚዶል፡ እንዴ፡ ቃዋ፡

ምስል፡ እሲቱ፡ ሓዋ፡

እንዴ፡ ጋማ፡ ዎ፡ ጣዋ፡

ለእኪት፡ ፍሬተት፡ ምስል፡ ወሓጠዋ፡

ዎ፡ እባ-እባ፡ ፈግረው፡ ጀነት፡ ከስራዋ፡፡

አውራሳውና፡ ከገሰው፡ ሎሆም፡ ዐባዪ፡

እንደይ፡ እንፈቴ፡ ወርስናሁ፡ ለእኩይ፡ ውርስ፡

ሕና፡ ለብዝሓም፡ ከራዪ።

ዮም፡ ጥዕስ፡ ገብኣ፡ እትና፡ ዎዐንደል፡ ስራይ፡

ወራስናሃ፡ ሎሃ፡ ወለት፡ በዲር፡ አምዕል፡ ብካይ፡

ውርስ፡ ፋርሕ፡ ኢኮን፡ ክም፡ ህዳይ፡

ዎ፡ ሓጥጥ፡ ቆል፡ ኢኮን፡ ክም፡ ሕጻይ።

እንዴ፡ አሪምና፡ ምን፡ ነዐልች፡

ዎ፡ እንዴ፡ ትዋቃልና፡ ምን፡ እንበርር፡ ክም፡ ዐልጽ፡

ለእታ፡ ግስና፡ ትትጻበራና፡ ክም፡ ሐሊብ፡ ሓርጽ።

ያኣይ! ሞት፡ ክም፡ ርዝቅ፡ እንዴ፡ ዐለበታ፡ እግላ፡ ኖሳ

ብርክ፡ ወልዳይ፡ እንዴ፡ ሰዐምካ፡ እት፡ ወርሳ፡

 አዜክት፡ እሊ፡ ሚ፡ ኒበሎ፡ እንታ፡“ሙሳ”?

እላ፡ ሕለት ፡እላ፡ እብላ፡ ረሐመት፡ ለኢአለቡ፡ ኮሮናቫይረስ፡ እት፡ ክላ፡ እድንያ፡ ለሞተው፡ መፍቃዲ፡ ትግባእ፡ እብል።

ፋረጎት፡ ገሌ-ገሌ፡ ቃላት፡ ህግያ፡ ትግሬ >>”ሀርወን”ብዘዕባ ሐደ ጒዳይ ደጋጊምካ ምዝራብ። “አትዋየነው” >> እብ፡ ንዬት፡ ኖስካ፡ ለትወድዮ፡ ዎክ፡ ለተሐርዮ፡ ቱ። ኾነ ኢልካ ብገዛእ ፍቓድካ እትገብሮ ነገር “አትዋያን”>> (planned,premeditated,deliberate)” አትዋይን፡ ሀበው” >> ውሳነ ሀበው። (deliberation)ሀበው።

“ሼጣን” >>(Satan)(Sa-tan) ለቃል፡ ትግሬ፡ ዎክ፡ ትግርኛ፡ ዎክ፡ ኣምሓርኛ፡ ዎክ፡ ዐረበኛ፡ ዎክ፡ እንጊሊዘኛ፡ ኢኮን። ”ሼጣን”(ሰይጣን)ተጻራሪ፤ ዝቱርጒሙ ናይ እብራይስጢ ቓል ንድያብሎስ ተመልክት። “ቃኤል”>> ብሓይሊ ኣምላኽ ገለ ነገር ተፈጢሩ ማለት እዩ። ”ምዶል፡ እንዴ፡ ቃዋ”>> ሰኣን ፍልጠት መዓስ ኾይኑ።”ጋማ”>> ተማኺሩ። እቲ ፊደል“ጋ“ ኣትርር ኣቢልካ እዩ ዚድመጽ። “ጣዋ”>> ብብሕቲ ሕሹዂ (ሕሽዂ )ኢልካ ምዝርራብ። እቲ ፊደል“ጣ”ኣትርር ኣቢልካ እዩ ዚድመጽ። “ከራዪ”>> ማእለያ ዘይብሉ ሰራዊት ወይ ኣሕዛብ(ኣህዛብ) ። “ወለት፡ በዲር” >> ጓል፡ ጥንታዊት፡ መዓልቲ። “ቆል”>> ናይ መብጸዓ ቃል ኣብዛ ግጥመይ ማለተይ እየ። “ነዐልች”>> እንተ ንስደድ። “ዐልጽ” >> ሽላ መንጣሊ ዑፍ። “ሓጥጥ”>> ጽኑዕ ነቕ ዘይብል። እሊ፡ እግላ፡ ህግያ፡ ትግሬ፡ ሑድ፡ ለትከብድ፡ እቶም፡ ሐው፡ ዎ፡ ሐዋት፡ ሰዳዬት፡ ገብእ፡ እንዴ፡ እቤ፡ ቱ። (ገሊኡ ቃላት ትግርኛ ከምቲ ኣደ’ማምጺኡ ኣይኮነን ዚጸሓፍ። ንኣብነት> “ዝወሃበሉ” ዚወሃበሉ ገርካ እዩ ዚጸሓፍ ። “ይበሃል” ይብሃል ገርካ እዩ ዚጸሓፍ) ቋንቋ ትግርኛ ይምህር የለኹን ትግርኛ ንዓይ ካልኣይ ቋንቋ ስለዝኾነ እቲ“ ዚ”ፊደል ብጌጋ ዚተጠቐምኩሉ ከይመስል ኢለ እየ።)

አትአመሮት >> እትላ፡ “ ህጅክ፡ ምስል፡ ሓጋይ፥ ከረም፥ ዎ፡ ቃይም፡ ለትብል፡ እት፡ ወርሕ፡ ሚያዝያ(ምያዝያ) 12, 2020 ዲብላ፡ ሸሌቅና፡ (website) ለትጣባዐት፡ (ተሓቲማ ዝወጸት ግጥመይ)ሕለቼ “እብ፡ መዐያ-መዐያ “ ለልብል፡ ቃል፡ ካትብ፡ ዐልኮ። ትርጉሙ“እብ፡ ስምጥ-ስምጥ “ብህሉ፡ ዐልኮ ። እብ፡ ሓሽም-ሓሽም(part,group)ደኣም፡ ስምጥ፡ ሕድ፡ (ብጐጅለ ግን ጥቓንጥቓ) እንደ፡ እቤ፡ አራተዖ፡ ሀለኮ።

አስክ፡ እብ፡ ብዕድ፡ ክቱብ፡ ንትራከብ፡ ረቢ፡ ምን፡ ቃባ፡ ዎ፡ ዐጸባ፡ ልነጀና።

ኣሜን!!

Posted in Posts.

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *