ከንተያይ ዑቚባሚካኤል By Mussie Bekit

ሸሀድ ከንተባይ ( ከንተያይ) ዑቚባሚካኤል ወድ ከንተባይ ተስፋሚካኤል ቤት ( ኣብረሄታይ )

ቀደም ሞቱ ሑድ ደቃይቅ።

       እብ ሙሴ በኪት። (6/8/2019)

(ምን እንክር ድማን (የማን) እት ሰልፍ ለልትረኤ ከንተባይ ዕቑባሚካኤል ቱ ንኡሽ እንደ ሀላ )

ኣዪ ነፈር ቃደም ሞቱ ክምላ ናይ ድያነት እምነቱ ሸሀድ ናቅም ። ዎ ናይ ዲያነት እምነት ለኢኣለቡ በዐል ስያሰት ገኣ ምን ገብእ ህቱማ ናዩ ሸሀድ ናቅም ። መሰለን ክስተናይ ገአ ምን ገብእ ምን ክታብ ቅዱስ ጣቅስ ዎ እስለማይ ጋአ ምን ገብእ ምን ቁርኣን ጣቅስ ። ዎ በዐል ስያሰት ገአ ምን ገብእ “ እናሸንፋለን፥ ክንዕወት ኢና ፥እግል ንትዐወት ቱ፥ ለቶቅኖግን ፥ (ብሊን) ትሩዶከበ ፥( ኩናማ) ልብል።

ካ ከንተባይ ዑቚባሚካኤልማ እላ ለተሌ ጥቅስ እንደ ናቅማ ሓቆሁ ዓራፋ ። ዎ ህታ ክእና ትብል፥ “ እግልዬ  ሓዮትቼ  ክርስቶስቱ  ዎሞት ራብሓዬ ቱ “ ንኣይሲ ሕይወተይ ክርስቶስ እዩ ሞት ድማኒ ረብሓይ ኢዩ “ ዎ እላ ክም ቤላ ዓራፋ ።  እላ ጭረመት ታሪክ እንደ ሐትመት ዎክ ጠብዓት እት መአንበቲ ወርሕ ጥሪ ሰነት 1946 ዓመት ምሕረት ላኣፍጋራታ  ጋዜጣ ( ሃድጋይት) “ ኤርትራ ሰሙናዊ ጋዜጣ  “( Eritrean weekly news) እት ኤርትራ ዲብ ዘበን እዳረት ዎክ ሕክም እንጊሊዝ እት ክል መከለሲ ሳምን ፈግር ለዐለት ታ። ዎ ናይላ ጋዜጣ ኤዲተር ለዐላ ኣቶ ወልደኣብ  ወልደማርያም  ዎ ናይ ዓረበኛ ኣቶ ማሕሙድ ኢራብዕ  ዐላ። እሊ ጋዜጣ እሊ ለታኣንባታ እቱ ወክድ ወርሕ ጥሪ ሰነት 1942 እብ ፈረንጂ ቱ ።

እት ገበየ ምህሮ እግል ልግባእ እልና እሊ ጋዜጣ እሊ ለኣትሓዛ እቡ ሰበብ ሕክም እንጊሊዝ ገቢል ኤርትራ ኖስ ኖሱ እብ ዓዋዲሁ ዎስርዕ ዎ እብ ሰበት ምህሮ ዎ ሰኒ ጣባይዕ ሌጣ እግል ልህደግ ሰበት ሓዜት ቱ ። ምን እሊ ዎኬን ሕክም እንጊሊዝ እት ላናሽዕ (እናወቀሰ ) እግል ኢልክተብ  ሙኑዕ  ዎክ ክልኩል ዐላ። ሓር ላቱ ሕክም እንጊሊዝ ክም ትቃንጣጣ ሰሙናዊ ጋዜጣ ኣባጣላ( ኣቛሪጹ ) ከእሊ ለተሌ ጋዜጣታት እግል ልትሓተም ኣንባታ ።

(1)ደሀይ ኤርትራ ( 2) ሓንቲ ኤርትራ ( 3) ሰውት ኣልኤርትርያ (ዓረብ) (4) ኣንድነትን ምዕባለን (5) ኢትዮጵያ ( 6 ) ዘመን ( 7) Quotidiano Eritreo ( 8) Veritas et Vita ናይ ህግያ ጢላን ( ጥልያን ) ።

“ ብዛዕባ ካልኣይ ቀብሪ ከንቲባ ዑቚባሚካኤል ከንቲባ ተስፋሚካኤል

ናይ መንሳዕ ቤት ኣብረሀ ( ኣብረሄ ) ምስለኔ ዝነበሩ” ልብል ለጋዜጣ

“ናይ ከንቲባ ዑቚባሚካኤል ወዲ ከንቲባ ተስፋሚካኤል ናይ መንሳዕ ቤት አብረሀ ( ኣብረሄ ማለቱ እዩ )ሹመኛ ዝነበሩ ዓብይን ሕያዋይን ሰብ ካልኣይ ቀብሪ ብ 26 ጥሪ 1946 ዓመተ ምሕረት ኣብ ገለብ ክግበር ከም እተመደበ ብሓዎም ብባሻይ ሀብተማርያምን ብወዶም ብከንቲባ በኺት ( በኪት ማለቱ እዩ) ዑቚባሚካኤል ይንገር ኣሎ ። ንሕና እው’ን ብሰሙናዊ ጋዜጣ ጌርና ነስምዖ ኣሎና ።

ከንቲባ ዑቚባሚካኤል ከም ብዙሓት ሹማምንትን ዓለም ዓለመኛ ደላይ ሃይሃይ እንተ ዝነብሩ እዞም ሎሚ ናይ ኣብኦም መዓርግን መዝነትን ተቐቢሎም ዘለዉ ወዶም ከንቲባ በኺትን ሓወቦኦምን ድማ ከምዞም ናይዚ ጊዜ’ዚ ሰባት ደለይቲ ሓበንን ወረን እንተ ዝኾኑ በዛ መዓልቲ እዚኣ ማለት ንካልኣይ ቀብሪ ተመዲባ ዘላ መዓልቲ ከመይ ዝበለ ኣኼባን ዓጀብን ምተረኣየ ነይሩ ።ግናኸ እቶም ዝዓረፉ ዓብይ ሰብ ኮኑ ከምኡ ድማ እዞም ክቡራት ወዶምን ሓዎምን እቲ ዘይሓልፍ  ቅውም ነገር ዘለዎ ነገርሲ እቲ ሓደ ሰብ ገና ብሕይወቱ ኸሎ ስለ ኣሕዋቱን ሕዝቡን ዝገበሮ ጽቡቅ ግብርን ደግነትን ድኣ እምበር እቲ ብድሕሪ ሞቱ ምእንትኡ ዝግበር ነገራትስ ነባሪ ዝኾነ ቅዉም ነገር ከም ዘይብሉ ኣዳላዲሎም ዝፈልጡን እተረዳኡን ስለ ዝኾነ ብግቡኡን ብመንፈሳዊ መንገዲ መዲቦሞ ስለ ዘለዉ ደስ ዜብል እዩ ። ከንቲባ ዑቚባሚካኤል ገና ብሕይወቶም ከለዉ ክልቴ ዓበይቲ ምልክት ወይ መለዮ ነበሮኦም ፤ ንሳተን ከኣ ብሃይማኖትካን ጸኒዕካን መዊቕካን ምንባርን ብሓቕን ብፍትሕን ሕዝብኻ ሙጉሳይን እየን ።እተን ከምኦም ዝበለ ዓብይን ሹመኛን ሰብ ከጥሪየን ዚግባእ ከኣ እዘን ብሉጻት ህያባት ኢዚኣተን ኢየን። ክቡር ከንቲባ ዑቚባሚካኤል ኪዓርፉ ኸለዉ “ ንኣይሲ ሕይወት ክርስቶስ እዩ  ሞት ድማ ረብሓይ እዩ” ቢሎም ዓረፉ ።

በዛ ካልኣይቲ ቀብሮም ክውዕለላ ተመዲባ ዘላ መዓልቲ እዚኦም ብዙሓት ደቅ ደጋ ወይስ ደቅ ከበሳ ምንም እኳ ብዓይኒ ስጋ ኪጽንበሩ ዘይኽእሉ እንተ ኾኑ ብልብን ብሓሳብን ተኻፈልቲ ኮይኖም ከም ዝውዕሉ ርግጽ እዩ ።ስለ’ዚውን እቲ ናብ ኩሉ ሰፈራት ንምእታውን ንምብጻሕን ገለ’ዃ ዘይጽግሞ ሰሙናዊ ጋዜጣ ናይቶም ክጽንበሩ ዘይክእሉ ሰባት ልኡኽ ኮይኑስ ውሽጣዊ ፍቕሮምን ሕብረቶንም ይገልጽ ንክቡር ከንቲባ በኺትን ንክቡር ባሻይ ሃብተማርያም ድማ ዝኸበረ ሰላምታኦም የበርክተሎም ኣሎ ። እዞም ሎሚ ናይ ኣቦኦም መዚ ተቐቢሎም ዘለዉ ከንቲባ በኺት ዑቚባሚካኤል ምንም እንኳ ብዕድሚኦም ንእሽተይ እንተኾኑ ብፍልጠትን ብአምሮንሲ ሽማግለ ኮይኖም እዮም ዝሕሰቡ’ሞ ብጊዜ ጓሂ ኾነ ብጊዜ ሓጐስ ካብቲ ካብ ንእስነቶም ጀሚሮም ክኽተልዎም  ኪእዘዝዎን ጀሚሮም ዘለዉ ኣምላኽ ረድኤት ከምዝረኽቡ ርግጽ እዩ። እምበኣርከስ ነቶም ኣብዚ ካልኣይ ቀብሪ እዚ ኪጽንበሩ ክእለትዘለዋቶም ሰባት እታ መዓልቲ ብቀዳም 26 ጥሪ 1946 ከም እትውዕል እንደገና እናኣዘኻከርኩ ኣብዚ ዓብይ ሓዘን እዚ ተኻፋሊ ከም ዝኾንኩ ብትሕትና እገልጽ ኣለኹ ( ካብ ሓዘንተኛታት ሐደ ) ” እት ልብል ሰሙናዊ ጋዜጣ ክቱቡ ደምዳማ። ከእላ ጭረመት ታሪክ ( a piece of history) ናይ ከንተባይ ዑቚባሚካኤል 73 ሰነት ዎክ ሖል ወደት።

ረኤይ  ናዬ ።

እሊ ክቱብ እሊ ለካትባ ኣቶ ወልደኣብ ወልደማርያም እንደይ ገኣ ኢተርፍ እብል እግልሚ ምን ትብሎ “ ናብ ክሉ ሰፈራት ንምእታውን ንምብጻሕን ገለ’ዃ ዘይጽግሞ ሰሙናዊ ጋዜጣ ናይቶም ኪጽንበሩ ዘይክእሉ ሰባት ልኡኽ ኮይኑስ “ ይብል “ ንሕና እው’ን ብሰሙናዊ ጋዜጣ ጌርና ነስምዖ ኣሎና “ እዚ ቓላት እዚ ካብቲ ኣሰናዳዊ ናይቲ ጋዜጣ ክወጽእ ዝግበኦ ቓል እዩ በቲ ዘሎኒ ናይ ጋዜጠኛነት ተመኩሮ ማለተይ እዬ ።

ዎ ባሻይ ሃብተማርያም ሀየኒ እግል ባሻይ ትማርያም ( ዎሐር ቀኝአዝማች ትማርያም በሀለቱቱ ) ከክምላ ቀደም አዜ እቤሎ ታሪክ ናይላ ሓልፋ ለለስእል ዎላተርጅም ቱ ።

Posted in Posts.

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *