One Comment

  1. ከም ጸሐይ ዝተወለዐ ታሪኽ

    ታሪኽ ነባሪ ኢዩ፡ ዉርሻ ኽኣ ንዉሉድ ወለዶ ኤዩ። ከምዚ ስለ ዝኾነ ኽኣ ታሪኽ ናይ ሐዉና አቦናን ግሪጅማች ልጃም ይስሓቅ ንኣና ክብርን ሓበነን ስለ ዝስመዓና ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ክመሓላለፈልና ህዝቢ ኤርትራ ደጊሙ ክፈልጦ፡ ብመጽሓፍ እንተ ዝሕተም፤ ኣብ ጋዜጣ እንተ ዝሕተም፤ ኣብ ኮንፒተራት ምስ ዝስማዕ መቐረቱ ነባሪ ኢዩ። ነዚ ዘስሙዑናን ዝጸሓፉልናን ምስጋናይ እናኣቅረብኩ ንቕድሚት ቀጽሉ ይብሎም ንተገደስቲ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *